ኣብ ወርሒ ሚያዝያ፡ መጠን ዝቕባበ ባጤራ ዓዲ እንግሊዝ፡ ምስቲ ኣብ ወርሒ መጋቢት ዝነበረ ክነጻጸር እንከሎ፡ ብዕጽፊ ከምዝወሰኸን...
ሕግን ሕብረተሰብን
ካብ ዕለት 01 ናይ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ፡ ኩሎም ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ ዝኾኑ ሰባት፡ ዝተኸትቡ ጥራይ ክኾኑ...
ዝሓለፈ ዓመት: ኣብ ኣመሪካ ዝተኻየደ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ሳይበር: ናይ ሩስያ ኢድ የብሉን ክብል ሓላፊ ኣገልግሎት ስለያ...
ሊባኖስ: ኣብ ዓብዪ ፋይናንሳዊን ቊጠባዊን ምንቊልቋል ተሸሚማ ምህላዋ ተገሊጹ። ባጤራ እታ ሃገር 85%: ናይ ምግዛእ ዓቕሙ ምጒዳሉ...
ዋና ጸሓፊ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና: ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም: ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲነታት ኣዝዩ ሕማቕ ምዃኑ: ዓጸቦን ጥሜትን...
ንሻሙናይ መዓልቱ ዝቐጸለ ግርጭት ፍልስጤማውያንን እስራኤልን ኣብ ቓዛ ኣመልኪቱ: ፕረዚደንት ኣመሪካ: ጆ ባይደን: ምቊራጽ ተዂሲ ክካይድ ጸዊዑ’ሎ።...
ኣብ ከተማ ስቶክሆሎም: ካብ ወርሒ መጋቢት 2020 ክሳብ ወርሒ መጋቢት 2021 ኣብ ዝነበረ እዋን: ዝተኻየደ መጽናዕታዊ ጸብጻብ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ቁጽሪ ናይ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ብ 3 ሽሕ ብምጉዳሉ፡ ጠቕላላ ምዝጉብ ብዝሒ ስራሕ...
ሓደ ሚእቲ ዝኾኑ ስደተኛታት፡ ካብ ሞሮኮ ተበጊሶም ናብ ስፓኛዊት ሴውታ እናሓንበሱ ክሰግሩ ኣብ ዝፍትንሉ ዝነበሩ እዋን፡ ብበዓል...