ሰራዊት ኢትዮጵያ: ብሰንበት: ኣብ ትግራይ ኣብ እትርከብ ታሪኻዊት ከተማ ኣክሱም: ንህወሓት እሃድን ኣለኹ ብዝብል ሰበብ: ኣብ ሓደ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ድሕሪ ምምጻእ ፕረዚደንት ባይደን: ላዕለዎት ዲፕሎማሰኛታት ክልቲኣተን ሃገራት: ኣንቶኒ ብሊንከንን ሰርጌ ላቭሮቭን: ገጽ ንገጽ ተራኺቦም ዝገብርዎ ዘተ...
ሃገረ ማላዊ: 19,610 ብልቃጥ ክታበት ኣስትራዘነካ ብምቅጻል: ከምዚ ዝበለ ስጒምቲ ዝወሰደት ቀዳመይቲ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኮይና’ላ። ግዜኦም ዝሓለፎም...
ፖሊስ ሽወደን: ብጉዳይ ዓቅሚ ሰብ ኣመልኪቱ ብደሆታት የጋጥሞ ከምዘሎ’ኳ እንተሓበረ: ነቲ ኣብ መወዳእታ ናይ ዓመተ 2024: ተወሰኽቲ...
ኣብ ምምሕዳር ቨስተርቦተን: መጠን መልከፍቲ ኮሮና ብዘይምጉዳሉ: ቀይድታት ኮሮና ክፎኽሰሉ ዝተሓስበ እዋን ናብ 31 ግንቦት ከምዝተናወሐ: ምምሕዳር...
ኣብ ሽወደን፡ 1.05 ሚልዮን ሰባት፡ ብኮቪድ-19 ከምዝተለኽፉን፡ 14,301 ከምዝሞቱን ጸብጻባት በዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ሓቢሩ ክብል ማዕከን...
ናይጀርያዊ ኣመሓዳሪ ነበር: ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ናብ ብሪጣንያ ዘሰጋገሮ 5.8 ሚልዮን ዶላር (4.2 ሚልዮን ፖውንድ): ናብ ሃገሩ ክምለስ...
ክሳብ ዝመጽእ ሰሙን: ኬንያ ዘለዋ ቀረብ ክታበት ኮቪድ 19 ከም እትውድእ፡ ሓይሊ ዕማም ክታበት እታ ሃገር፡ ንቢቢሲ...
ኣብ ደቡብ ቻይና ኣብ እትርከብ ከተማ: ሸንዠን: ዝርከብ ልዕሊ 70 ደርቢታት ዘለዎ ሰማይ ጠቀስ ህንጻ: ትማሊ ሰሉስ:...
ፕረዚደንት ፈረንሳ፡ ኢማኑኤል ማርኮን፡ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ፋይናንሳዊ ሓገዛት ዝረኽባሉ ኣገባብ፡ ጽገና ክግበረሉ ኣለዎ ክብል፡ ጻውዒት ምቕራቡ ቢቢሲ...