ሃገረ ኖርወይ፡ ነቲ ኣብቲ ሃገር ዝተራእየ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምቁጽጻር፡ ቀይድታት ኮሮና ኣተኣታትያ ምጽናሓ ይዝከር። ኣቐድም ኣቢላ፡...
ሕግን ሕብረተሰብን
ተቐማጦ ምምሕዳር ስቶክሆሎም ዝኾኑ ኣብ 1976 ን ቅድሚኡን ዝተወልዱ፡ ካብ ሎሚ ዓርቢ ዕለት 21/05/2021 ጀሚሮም፡ ክታበት ኮቪድ-19...
ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ናይጀርያ: ክልል ካዱና: ሓደ ቤተክርስትያን ብምቅጻሉ፡ ብውሕዱ ሸሞንተ ምእመናን ከም ዝሞቱ ሰብመዚ ናይጀርያ ገሊጾም።...
ምምሕዳር ባይደን: ነቲ ንጀርመርንን ሩስያን ዘረኽብ: ስትሪም ቱ ፕሮጀክት: ተባሂሉ ዝጽዋዕ ቱቦ ዝሃንጽ ዝነበረ ኲባንያ: ተጻዒንዎ ዝነበረ...
ሓፈሻዊ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ካብቲ ተሓሲብዎ ዝነበረ እዋን፡ 16 መዓልታት ጸኒሑ ዕለት 21 ሰነ ክካየድ ምዃኑ ቦርድ...
እዚ ምቊራጽ ተዂሲ፡ ካብ ሎሚ ዓርቢ ንግሆ ጀሚሩ ተግባራዊ ብምዃን ነቲ ን 11 መዓልታት ዝቐጸለን 240 ሰባት...
ፓርላማ ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ብዛዕባ ናይቲ ብቀጠልያ ፓስፖርት ዝፍለጥ ናይ ክታበት ኮቪድ-19 ምስክር ወረቐት ብዝምልከት ድሕሪ ዘካየድዎ...
ኣብ ሽወደን፡ ወቕቲ ክረምቲ ብወግዒ ምጅማሩ ናይ ትማሊ ሓሙስ ሰዓታት ምብራቕ ጸሓይ ኣበሲሩ። ኣብ ርሑቕ ሰሜን ሽወደን...
ፖሊስ ኣይቮሪ ኮስት: ኣብ ሕርሻ ካካዋ: ህጻናት ዘዋፈሩ 22 ሰባት: ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዉ ተገሊጹ። ሓሙሽተ ካብዞም...
ሃገራት ኣፍሪቃ: ቀረብ ክታበት ኮቪድ 19 ንኸረጋግጻ: ዓለምለኸ ሓገዝ ከም ዘድልየን ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጻውዒት...