ብሪጣንያ፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ኣዋርሕ፡ ብርቱዕ ጥሜት ክኽሰት ከም ዝኽእል ብምግላጽ ነቲ ኲነታት ኣዝዩ ሕማቕ እዩ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሃገረ ዴኒማርክ፡ ሰለስተ ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት፡ ንዘይ ማዕበላ ሃገራት ዝኸውን ሓገዝ ክትህብ ምኻና ብመንገዲ ቀዳመይቲ ሚኒስተር’ታ ሃገር፡...
በዓል መዚ መጓዓዝያ ሽወደን፡ ኣብ 340 ኪሎ ሜተር ዝንውሓቱ ጽርግያታት፡ መጠን ፍጥነት ተሽከርከርቲ፡ ከምዘጉደለ ሓቢሩ ክብል ማዕከን...
ነፍሰ ጾራት፡ ኣብ ራብዓይ መድረኽ ሃገራዊ ክታበት፡ ክኽተባ ይኽእላ እየን ክብል በዓል መዚ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን...
ሃገረ ሽወደን፡ ንዘይ ማዕበላ ሃገራት ዝኸውን፡ ሰለስተ ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት፡ ሓገዝ ክትህብ ምኻና፡ ብመንገዲ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር፡...
ዝሓለፈ ወርሒ: ሃገረ ዴንማርክ: ፍቓድ መንበሪ ናይ 200 ሶርያውያን ብምስራዛ: ካብ ሓገግቲ ኣውሮጳዊ ሕብረት: ኤጀንሲ ስደተኛታት ውድብ...
ኢትዮጵያ: ብሰንኪ’ቲ ኣብ ትግራይ እተካይዶ ዘላ ኲናት: ከቢድ ጸቕጢ ይወርዳ ምህላዉ ተገሊጹ። ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ እታ ሃገር...
ሬሳ ፕረሲደንት ዚምባብዌ ነበር: ሮበርት ሙጋቤ: ካብቲ ዘለዎ መቓብር ወጺኡ ኣብ ሃገራዊ መቓብር ከዕርፍ: ያታዊ መራሒ ዚምባብዌ...
UN: ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተፈጸመ ቅትለት ሓደ ሱዳናዊ ዶክተር ከም ዝኾነኖ ተገሊጹ። እዚ ምስ ሓደ ዘይመኽሰባዊ...
ብጉዳይ ዕጸ ፋርስ፡ ሓደ ኣብ 50ታት ዝዕድሚኡ ሰብኣይ፡ ን 11 ዓመትን መንፈቕን ከምዝተፈርደ ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።...