ቊጠባ ኦስትራልያ፡ ሓይሊ ክድልብ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ካብቲ ቅድሚ ለበዳ ዝነበሮ መጠን ዝዓቢ ቅልጣፈ የመዝግብ ምህላዉ ተገሊጹ። ብመሰረት...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ኲባንያ መመስርሒ ስጋ፡ JBS፡ ብዝተራቐቐ ሳይበር መጥቃዕቲ ከም ዝወረዶ ተገሊጹ። መርበባት ኮምፕዩተር እዚ ኲባንያ...
ኣብ ኮንጎ ብሰንኪ ኣብ እምባ ኚራጎንጎ ዝተፍአ እሳተ ጎመራ፡ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዜጋጋት’ታ ሃገር፡ ኣብ ከቢድ ሽግር...
ዘይከም ቅድሚ ሕጂ፡ ቫቲካን፡ ጾታዊ ገበን ንዝፈጸሙ ዜጋታት፡ ኣብ ክንዲ ብስቱር፡ ብቓልዕ ክትውንጅል ምዃና ጳጳስ ፍራንሲስ ገሊጹ።...
ቅድሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣቢሉ፡ ሊበራላዊ ሰልፊ ሽወደን፡ ኣብ ዝኽተሎም ዝነበረ ፖሊሲ፡ ለውጥታት ከምዘተኣታተወ ይዝከር። ይኹን እምበር፡ እቲ...
ተማሃሮ ናይ ሓንቲ ኣብ ምምሕዳር ማርክ እትርከብ ቤት ትምህርቲ፡ ንሓደ መምህር ምሪዞሞ ክኾኑ ከምዝኽእሉ ጋዜጣ ቦሮስ ቲድኒን...
ኣቦወንመር ኮሚሽን ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ ሙሳ ፋቂ መሃማት፡ ነቲ ኣብ ባይቶ ፓን ኣፍሪካን ዝተኸስተ ዕግርግር ኣመልኪቱ ህድኣት ክሰፍን...
መራሒ ኮትዴቭዋር ነበር፡ ሎረን ባግቦ፡ ኣብ ኣህጒራዊ ቤትፍርዲ ናጻ ድሕሪ ምባሉ፡ ኣብ ወርሒ ሰነ፡ ናብ ሃገሩ ክምለስ...
ኬንያ፡ በረራታት ሰብኣዊ ሓገዝ ሶማል ከይተረፈ ክትእግድ ከም እትኽእል ኣጠንቂቓ’ላ። ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፡ ንዲፕሎማስያዊ ተልእኾታት...
ሰብመዚ መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ፡ ነቲ ሚኒስትሪ እስላማዊ ጒዳያት፡ መጒልሒ ድምጺ መሳጊድ ብሲሶ ድምጺ ክሰርሓ ዝእግድ ውሳነ ከም...