ኣፍሪቃ: ሳልሳይ ማዕበል ኮቪድ-19 ኣብ ምምካት ከም እትርከብ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። በዚ ድማ ዝያዳ ሰባት ጽረ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ መወዳእታ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ማእከል ጥዕና ሉንድ፡ ሸውዓተ ሰባት፡ ኣብ ክንዲ ብክታበት ኮቪድ፡ ብመበጽበጺ መድሃኒት...
ኣቦ ዛምቢያ ተባሂሉ ዝፍለጥ፡ ከኔት ካውንዳ፡ ትማሊ ሓሙስ ኣብ መበል 97 ዓመት ዕድሚኡ፡ ብሕማም ኒሞንያ ተጠቒዑ ኣብ...
ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተፈጸመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ክምርመር እየ ምባሉ ቢቢሲ ሓቢራ። እዚ መርማሪ ኮሚሽን፡...
ኣብ ቦትስዋና፡ ብዕቤቱ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ዝተሰርዐ እምነ ኣልማዝ ከም እተረኽበ ተገሊጹ። እዚ 1098 ካራት ዝኽብደቱ ኣልማዝ፡...
Facebook፡ ምስ ኤጀንሲ ድሕነት ሳይበር ምትእስሳር ኣለዎም ዝበሎም ኣባላት፡ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ኣብ ምዝርጋሕ ከም እተዋፈሩ ብምግላጽ፡...
በዓልቲ ቤት ንመስራቲ ኣማዞን ጄፍ ቤዞስ ነበር፡ ቢልዬነር ማከንዚ ስካት፡ ተወሳኺ 2.7 ቢልዮን ዶላር ንዝተፈላለያ ትካላት ረድኤት...
ፕረዚደንት ኣመሪካ፡ ጆ ባይደን፡ መዘናኡ መራሒ ሩስይ፡ ቭላድሚር ፑቲንን ንመጀመርታ ግዜኦም ኣብ ጠረጴዛ ንኽዝትዩ ይዳለዉ ምህላዎም ተገሊጹ።...
እስራኤል ኣብ ወሽመጥ ቓዛ ዝርከቡ ወተሃደራዊ ዕላማታት ሓማስ፡ ብነፈርቲ ከም ዘጥቅዐት ገሊጻ። ንሳ ካብቲ ከባቢ ዝተላዕለ ተባራዒ...
ሃገረ ስዑዲ ዓረብ፡ ሙስጣፋ ኣል ዳርዊሽ፡ ንዝተባህለ ወዲ 17 ዓመት እናሃለወ፡ ናዕቢ ኣለዓዒልካ ተባሂሉ ተኣሲሩ ንዝጸንሐ ሰብ...