ጀርመን: 2500 ኣፍጋናውያን ምስ ስድራኦም ናብ ሃገራ ክኣትዉ ፍቓድ ምሃባ ንሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ: ሄኮ ማስ: ብምጥቃስ ሮይተርስ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሃገረ ሊትዌንያ፡ ካብ ቤላሩስ ዝመጹ ሓተትቲ ዕቚባ ንምዕጋት ብዝብል ምኽንያት፡ ቊጽጽር ዶብ ተትርር ምህላዋ ተገሊጹ። ከም ኣካል...
ዜጋታት ዛምብያ፡ ሓድሽ ፕረዚደንት ሃገሮም ንክመርጹ፡ ናብ ነቚጣታት ምርጫ ብምውሓዝ፡ ነዊሕ መስርዕ ሒዞም ምህላዎም ተገሊጹ ክብል ማዕከን...
ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ናይ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዝነበረ ግዜ እንክወዳደር፡ ኣብ ወርሒ ሓምለ፡ ኣብ ኣመሪካ ዘሎ ዋጋ...
ኣብ ዓለም ዝበዝሐ ስርቂ ዝፈጸሙ ሰርሰርቲ፡ ንዝወሰድዎ ገንዘብ ክመልሱ ከም ዝደልዩ ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።...
ብመሰረት መዐቀኒ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ CPIF፡ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ሽወደን፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ፡ 1.7% ምብጽሑ ክሕብር...
ብናእሽቱ ቆልዑን መንእሰያትን ብዝሒ ተጠቃምነት ዘለዎ ኣገልግሎት ሞባይል፡ ቲክ ቶክ፡ ማእከል ውሕስነት (security center) ብቋንቋ ሽወደን ከምዝዘርገሐ...
ኣሜሪካ፡ ንሓሙሽተ ኣብ ኣፍሪቃውያን ሃገራት ዝመደበሮም ግብረ ሽበራውያን፡ ኣብ ዝርዝር ጸሊም መዝገብ ከምዘእተወት ብመንገዲ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ...