ሕግን ሕብረተሰብን
ናይ ኤሌክትሪክ ስኩተራት: ኣብ ፈቐዶ ናይ ኣጋር መንገድታት ተደርብየን ምርኣይ: ንሰብ መዚ ከተማ ስቶክሆልም: ዘቖጥዕ ዘሎ ተርእዩ...
ትማሊ ሰሉስ፡ ኣብ ኣሜሪካ፡ ካብ ትጽቢት ወጻኢ፡ ብሕማም ኮቪድ ናይ ልዕሊ 1 ሽሕ ሰባት ህይወት ምሕላፉ ጸብጻብ...
ኣብ ጀርመን ዝርከቡ፡ ብውሕዱ ክልተ ሰብመዚ ኣመሪካ፡ ብሕማም ሃቫና (Havana Syndrom) ተታሒዞም ሕክምናዊ ምክትታል ይግበረሎም ከምዘሎን ጸብጻባት...
ናይ ኾቭደ ኤርፖርት፡ ኣብ ዝቕጽል ወርሒ ሰነ 2022፡ ንኽዕጾ ካብ ፈጻሚት ኮሚቴ ምምሕዳር ከተማ ኾቭደ ዝቐረበ እማመ...
ፖላንድ ንጠለባት ኣውሮጳዊ ሕብረት ብምድናን ነቲ “ቦርድ ዲሲፕሊን” ዝስመ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ዝርከብ ኣከራኻሪ...
ኣብ ከባቢ ጸሊም ባሕሪ፡ ሰሜን ቱርኪ፡ ብሰብኪ ዝናብ፡ ብዙሓት ከተማታት፡ ጽርግያታት፡ ህንጻታትን ድልድላትን ከምዝፈረሱን ብውሑዱ ድማ 70...
ኣብ ትራኖስ፡ ስሞላንድ፡ ዝርከባ ብርክት ዝበላ ቤት ትምህርታት፡ ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ መልከፍቲ ኮቪድ፡ ካብቲ ንቡር ናይ ምጅማር ዕለቱ፡...