ሕግን ሕብረተሰብን
ናብ ዝበዝሓ ሃገራት ዓለምና ዝግበሩ ጉዕዞታት ብዝምልከት፡ ተመሓላሊፉ ዝነበረ ገደብ ግዜ መምርሒታት መገሻ ከምዝተናወሐ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ...
ሩስያ: ዛጊት 500 ዝኾኑ ዜጋታት ቤላሩስ: ኪርጊስታን: ታጂኪስታን: ኡዝበኪስታን: ዩክሬንን ሩስያን ካብታ ብጣሊባን ተታሒዛ ዘላ ኣፍጋኒስታን ኣውጺኣ...
ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ኣብ ስቴት ተነሰ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ከም ዝኣወጀ ተፈሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት...
ሓንቲ ሜሌ ንመዓልቲ ንጥዕና ጽቡቕ እዩ ዝብል ዝነበረ ኣበሃህላ፡ ኣብ ቦትኡ እንከሎ፡ ፍረታትን ኣሕምልትን፡ ንናይ ምዝካር ዓቕሚ...
ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይ ወርሒ ነሓሰ፡ ዋጋታት ኣባይቲ፡ ከም እንደገና እናወሰኹ ይመጹ ምህላዎም ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና...
ሽወደናዊትን ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት፡ ፍሉያት ሓይልታት ሽወደን ሒዛ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ካቡል ዓሊባ ክብል ማዕከን ዜና...
ኲሎም መምርሒታት ለበዳ ካብ ዝለዓሉ: ወርሒ እኳ እንተመልኡ: ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዘሎ መኽሰብ ሲነማታት ምስ ግዜያት ቅድሚ...