ኣብ ዓለምና ከሰል ብብዝሒ ካብ ዝጥቀማ ሃገራት ዝኾና ፖላንድ፥ ቬትናምን ቺለን ሓዊስካ 190 ሃገራትን ውድባትን ነዚ ኣገባብ...
ሕግን ሕብረተሰብን
መንግስቲ ሽወደን፡ ኣንጻር እቲ ብ “ምርግጋጽ ድንግልና” ዝፍለጥ መስርሕ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ተወሳኺ ክንክን ክገብረለን ሕቶ ከምዘቕረበ ገሊጹ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ: ብዛዕባቲ ዝተሰረዘ ውዕል ሳብማሪናት: ናይ ሓሶት ሓበሬታ እዩ ሂቡና ክብል ፕረሲደንት ፈረንሳ: ኢማኑኤል ማክሮን:...
ቤት ፍርዲ ቴክሳስ: ንሕጊ ጸረ ምንጻል ጥንሲ ዝምጒት ክትዓት ንኽልተ ሰዓታት ከአንግድ ምዃኑ ተፈሊጡ። ኣብ ቴክሳስ ጽንክር...
ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኤኳዶር፡ ኣብ መንጎ ክልተ ተጻረርቲ ጒጅለታት፡ ብሰንኪ ዘጋጠመ ኣምባጓሮ፡ ብውሕዱ 116 ሰባት ከም ዝሞቱ...
ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣብ ዮተቦሪ ዝርከብ መንበሪ ህንጻ፡ ዘጋጠመ ሓደጋ ምፍንጃር፡ ንመላእ ሃገር ዘናወጸ ፍጻሜ እዩ ክብል...
ትማል ሰኑይ ቅድሚ ቀትሪ 5.8 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣብ ግሪኽ ኣጋጢሙ። እዚ ሓደጋ ካብታ ዝዓበየት ደሴታዊት...
ካብ ዕለት 29 መስከረም ጀሚሩ፡ ብቐዳማይ ማዕጾ ናይ ኣውቶቡሳት ምእታው ዝኽልክሉ ዝነበሩ ቀይድታት (መምርሒታት)፡ ክለዓሉ ምዃኖም፡ በዓል...