ኣብ ዝመጽእ ዓመት፡ ኖርወይ 3000 ናይ ክዎታ (ሓንቲ ሃገር ክትቅበሎ ዘለዋ ምዱብ ብዝሒ) ስደተኛታት ክትቅበል እያ። እዚ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሓደ ፖሊስ ኣብ ሾቭደ ኣብ ገለ ናይ ባእሲ ኩነታት ብብርቱዕ ቆሲሉ። ርእሱ ተሃሪሙ፡ ኣስናኑ ድማ ተሰባቢሩ። ከምዚ...
SamhälleTT ኣብ ስፖንጋ-ተንስታ ምዕራብ ስቶክሆልም ዚርከባ ኣብያተጽሕፈት ናብ ካልእ ቦታ ግዒዘን። ብመሰረት STV ዜና፡ እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡...
ሓደ 15 ዓመት ዝዕድመኡ ቆልዓ ብኸልቢ ተነኺሱ ከም ዝሞተ። ንሱ ኣብ ናይ ፎስተርሀም ወይ ናይ መዕበያ ቤት...
ቀዪሕ መስቀልን ቀዪሕ ሰርቂ ወርሕን እተን ዝዓበያ ናይ ሓደጋ ውድባት ዓለም እየን፡ ነቶም ኣብ ብረታዊ ግርጭትን ኣብ...
ብመሰረት ምርመራዊ መጽናዕቲ፡ ንሞባይል ካብ ኣእዛኖም ዘየልግሱ ወለዲ፡ ጠባይ ዘይብሎም ህጻናት እዮም ዘፍርዩ። እቲ ናይ ወለዲ ምስ...
Migration TT እቲ ሓድሽ ናይ 2ይ ደረጃ ቤትትምህርቲ ሕጊ ኣብ ግብሪ ኪውዕል እዩ፡ ይብል ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ሚግረሽን።...
ንፖሊሲታት ስደተኛታት ብዚምልከት ኤ.ሕ (EU)ምስ ግብጺ ብዝያዳ ክትሰርሕ ትደሊ። ይኹንምበር እንታይ ዓይነት ምትሕብባር ከም እተደልየ ንጹር ኣይኮነን።...
ማሕበረሰብ TT ኣብዚ ዚመጽእ ዘሎ ዓመታት፡ ኣሽሓት ሓደስቲ ፖሊሳት ከም ዘድልዮ ናይ ፖሊስ በዓልስልጣን ሓቢሩ- ስለዚ ነቶም...