ሽወደን ሓንቲ ደሞክራስያዊት ሃገር እያ። እዚ ማለት ድማ፤ ህዝቢ ነቶም ኣገደስቲ ውሳኔታት ክውስኑ ዚኽእሉ፤ ሰልፊታት ወይ ግለ-ሰባት...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሓደ 38 ዓመት ዝዕድመኡ ሰብ ንግብረሽበራ ብምምዋሉ ተታሒዙ ኣሎ። እዚ ሰብ’ዚ ኣብቲ ኣብ ሶልና ወረዳዊ ፍርድቤት ዚካየድ...
ዝሓለፈ ቀውዒ ኣቢይ መሓመድ ሓድሽ መራሒ ኢትዮጵያ ኮይኑ። ንሱ ኣብቲ ሃገር ብዙሕ ለውጥታት ገይሩ። ናይ ፖለቲካ እሱራት...
ሓደ 30 ዓመት ዝዕድመኡ ሰብኣይ ንሓንቲ ኣብ ጥቓ ቦልነስ ሀልሲንግላንድ እትነብር ሰበይቲ ብምዕማጽ ከም እተታሕዘ ማዕከናት ፖሊስ...
20 ዓመት ዝዕድመኡ ዓማጽን ቀታልን ጋዜጠኛ ቲቪ ቡልጋርያ ቪክቶርያ ማሪኖቫ፡ ካብ ጀርመን ናብ ቡልጋርያ ተጠሪዙ። እታ 30...
ስቨርየ ደሞክራተርና SD ብመገዲ ሰክረተሪ ፓርቲ ሪቻርድ ዮምስሆፍ ገይሩ ንስደተኛታት ብዚምልከት ረፈረንድም ኪግበር ሓሳብ የቕርብ። እቲ ሰክረታሪ...
ብመሰረት እቲ ብሰበስልጣን ቱርኒ ን CNN እተዋህበ ሓበሬታ፡ ካሾጊ ኣብቲ ቤትጽሕፈት ቆንስል ተቐቲሉን ተጎዛዝዩን። ይኹንምበር ነዚ ዘደልድል...
ሕጹይ ቀዳማይ ሚኒስተር ስቴፋን ሎቨን ዝኾነ ይኹን ሓድሽ ነገር ዝብሎ ብዛዕባ ምቓም እቲ ዝቅጽል መንግስቲ ከምዘየለ ሓቢሩ።...
ኣብ ማልመ እተሸጠ ናይ ፋላፈል መሓወስታ ካንሰር ዘምጽእ ባእታ ኣለዎ። እዚ ድማ ነተን ናይ ኤውሮጳዊ ሃገራት ተነጊሩወን...
ብጸጋምካ ተጎዓዝ፡ ብየማንካ ድማ ብሽግለታ ዘውር! ከምዚ ዝበለ ንጹር መምርሒ ኣብቲ መገዲ ስርዓት ከም ዚሰፍን ኪገብር እዩ።...