ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ሁስቢ ንኽሰርሖ ሓሲብዎ ዘሎ መንበሪ ገዛውቲ ብምቅዋም ነበርቲ እቲ ከባቢ ዝኾኑ ሰባት ሎሚ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሰልፍና ምስ SD ክዘራረብ ድሉው እኳ እብተኾነ ናብ ዝኾነ ቀጽሪ ወይ ምምስራት መንግስቲ ግና ኣይንኣቱን ኢና ክብል...
ናይ Tele2 መልእክቲ ድምጺ ብዝኾነ ካልእ ሰብ ክስማዕ ይኽእል እዩ ክብል ሎሚ ዝተዘርግሐ ዜና ኣቃሊዑ። እዚ ናይ...
ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንዳ ዝርከብ ኣገባብ መቆጻጸሪ ፓስፖርትታት ብልሽት ስለዘጋጠሞ ገያሾ ነዊሕ ሪጋ ክጽበዩ ከምዘገደደን ነፈርቲ እውን...
ኩባንያ ክንክን ጥዕና GHP ኣብ ኢማራት ዓረብ ዘለዋ ሆስፒታላት ዘሎ ኣገባብ ሰብኣዊ መሰላት ከመይ ምዃኑ ዝከታተል ሳልሳይ...
ኣብ ዓመተ2019 ሸወደን 5000 ስደተኛታት ብኮታ ደረጃ ክትቅበል ምኻና ሓላፊ ጉዳይ ምስግ ጋር ሰደተኛታት ኣብ በዓል መዚ...
ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ከባቢ ፍሩዊንገን (Fruängen) ብዘጋጠመ ሓደጋ ዓባይ መኪና መራሒ እታ ዓባይ መኪና ብኡ ንብኡ ክመውት...
ድሕሪ ኣብ መሳጊድ ኒውዚላንድ ዝበጽሐ ጃምላዊ ህልቂት ኣስላም ፌይስቡክ ብሓሙስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ጽልኢ ዘሳውር መልኽቲታት ምቅላስ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ልዕሊ 100 ዝኾኑ ጾታዊ መጥቃዕቲታት ኣብ ኣባይቲ ማሕበራዊ ክንክን ምግጣሙ ተገሊጹ። መጽሄት Vicorevi ኣብ...