ሕግን ሕብረተሰብን
ጋዜጣ ሽወደን Aftonbladet ሓንቲ ሽወደናዊት መምህር ንህይወት 55 ዝኾኑ ሓተትቲ ዕቚባን መጻእተኛታት ተመሃሮኣን ብኣዎንታ ንምጽላው ዝተጻወተቶ ተራ...
TV4: መንግስቲ ኣብ ግብረሽበራዊ ውድባት ንእተሳተፉ ሰባት ብገበን ዘቕጽዕ ቅዋማዊ ክለሳ ከገብር ይህቅን ምህላዉ ተገሊጹ ክትብል ቲቪ...
ቤት ጽሕፈት መራኸብቲ ስራሓት (Arbetsförmedlingen) ካድረታቱን ክፍልታቱን ከጒድል ምጅማሩን ኣሃዱታት ምምሕዳሩ ኣብ ሽወደን ጥራይ ካብ 24 ናብ...
እዚ መጽናዕቲ ኣብ ዘይግዜኦም ቅድሚ ክልተን ሰለስተ ኣዋርሕ ዝውለዱ ናጽላ ዘጠቓለለ እዩ። ኲለን ኣብዚ መጽናዕቲ እተሳተፋ ሆስፒታላት...
ዓርሞሸሽ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ኣብ ናይ ሚእቲ ዓመት ታሪኹ እቲ ዝኸፍአ ዝበሃል ውጽኢት እኳ እንተረኽበን ብዙሕ ቅሬታታት...
ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ዝኽሰት ንፍርራህ ጎነጽ ምስቲ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ዝነበሮ እንክነጻጸር ብዕጽፊ ምዝያዱ ኣሃዛት ኤጀንሲ ከባቢ...
ሰሉስ ንግሆ ሰዓት 7:16 ካብ Hagfors 34 ኪ.ሜ ርሒቓ ኣብ እትርከብ ቦታ ኣጋጢሙ። ብመሰረት ማእከል ሴስሚክ ሽወደን...
በዓል መዚ ኢመግረሽን ንሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ እዚ ዝኸውን ዘሎ ብመሰረት ወግዓዊ ምልቃቕ ብሪጣንያ ካብ ኣውሮጳዊ...
ብመሰረት ኣገልግሎት ዜና ሩስያ ስፑትኒክ እዘን ነፈርቲ “ቴክኒካዊ ወተሃደራዊ ውዕላት ንምምላእ” እየን ተላኢኸን ዘለዋ። ቨነዝዌላዊ ጋዜጠኛ ሃቬር...