ከተማ Västerås ከባቢኣን ብሄሊኮፕተራት እተሰነዩ ብዝሒ ዘለዎም ሓለዋ ፖሊስ ተዋፊሮም ከም ዘለዉ ተገሊጹ። ብመሰረት ተሌቪዥን ሽወደን ፖሊስ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ገበነኛታት ፖሊስ ንምስላይ ድሮናት ይጥቀሙ ምህላዎም ኣባል ሓለዋ Mikale ይገልጽ። ንሱ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ዮተበሪ ኣብ ሓለዋ...
ቤት ጽሕፈት ዕዮ arbetsförmedlingen ከም ባዓል መዚ መንግስቲ መጻኢ መደብ ስርሑ ንዕማማቱን ከመይ ክመስል ከምዘሎዎ፣ ዝዉስን መጽናዕታዊ...
እቶም ምስ ሽወደን ምትእስሳር ካብዘሎዎም ወለዲ ዝተወልዱን ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ራዕዲ ጉጅለ ዳዕሽ ካብ ዝጸንሑን፣ ቆልዑ ናብ...
ዓቃባዊ ማእከላይ ሊበራላዊን ደሞክራስያዊ ክርስትያን ሰልፊን ብምኽንያት ኣብ ባጀት ምክልኻል እተራእየ ናይ ሓሳባት ምፍልላይ ካብ ባይቶኣዊ ሽማግለ...
ፖሊስ Härnösand ቤትጽሕፈት ማሕበራዊ ጒዳያት ዓርቢ መዓልቲ መጥቃዕቲ ክወርዶም ምዃኑ ብኢሜይል ድሕሪ ዝበጽሖም ምፍርራህ ከም ዝገዓዙ ገሊጹ።...
እዚ ምፍንጃር ቅድሚ ትማል ምሸት ኣብ ከባቢ ቤትብልዒ Lilla Torg እዩ ኣጋጢሙ። ኣብ ሰብ ዘውረዶ ጒድኣት የለን...
ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ስቶክሆልም ከባቢ Rinkeby ተሳትፎ ምርጫ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክዛይድ ብውድባት ሲቪካዊ ማሕበራት ጻዕሪ ይካየድ ምህላዉ...