ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ስቶክሆልም ዝፈጸመ ሒክማት ኣኪሎቭ እቲ ዝበዝሐ መጠን ዕዳ ኣብ ርእሱ ከም ዘለዎ ዝርዝር ሳይረን...
ሕግን ሕብረተሰብን
29 ዓመት ዝዕድሚኣ ሽወደናዊት ምስ ዳዕሽ ርክብ ኔርዋ ብዝብል ጠርጠራ ጽባሕ ሰንበት ኣብ ባቕዳድ ኣብ ዝትከብ መጋባእያ...
በዓልመዚ ኢሚግሬሽን ዝበዝሑ ግዜያዊ ፍቓድ ዝነበሮም ከናውሑ እዮም ኢሉ!! ዝበዝሑ ኣብ ቀረባ እዋን ግዜኦም ዝሓልፎም ግዜያዊ ፍቓድ...
ብ online ቆጸራ ምሓዝ ንግዚኡ ደው ከምዘበለ በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሓቢሩ። በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ዲጂታላዊ ናይ መወከሲ...
ኮሚተ ወጻኢ ጒዳያት ሰኔት ትማል ረቡዕ ንሕጹይ ትራምፕ ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ሽወደን ቢልዮኔር ኬን ሀርሊ ድምጺ ሂቡ።...
እቲ ብዙሕ ናይ ሚድያ ምልዕዓል ፈጢሩ ዝጸንሐ ጒዳይ ናይዞም ጓሎም ብጥምየት ብምስቓይ እተኸሱ ወለዲ ሎሚ ፍርዲ ተዋሂብዎ።...
ቦርድ ኢሚግሬሽን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዘመሓላለፎ ውሳነ ንኣቦን ክልተ ደቁን (ሓዲኦም ወዲ ሓሙሽተ ወርሒ ኮይኑ ኣብ...
ሓደ ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ግዜያዊ ስራሕ ተዋፊሩ ጸኒሑ ፍቓድ መንበሪ እንድሕሪ ተኸሊኡ ንሽወደን ክለቅቕ...
ኣብ ከባቢ ቫርምላንድ ትነብሩ ሰባት ኣብቲ ከባቢ ክሳብ 36 ሚሚ ዝዓቀኑ ኣዝዩ ብርቱዕ ዝናብ ንሎሚ ሓሙስ 23...
ብመሰረት ውሽጣዊ መግለጺ ቤትጽሕፈት መራኸቢ ዕዮ 1800 ሰራሕተኛታት ከም እተሰጒ ተረጋጊጹ። ብመሰረት ብዙሓት መራኸቢ ብዙሓን ዝተቐባበላሉ ውሽጣዊ...