ሽወደናዊ ኤጀንሲ ቀረጽ ስካትቨርከት ከምኒ ዘይሕጋዊ ምትሕልላፍ ገንዘብን ጒጅለኣዊ ራስያን ንዝመሰሉ ፋይናንሳዊ ገበናት ንምቊጽጻር ሓድሽ ኣገባብ ምብጋሱ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኵሎም ሰባት ሰብኣዊ መሰላት ኣሎዎም። በዚ ምኽንያት’ዚ ድማ ወነንቲ መሰላት እዮም። መንግስቲ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ምኽባር፡ ምክልኻልን...
ፋርማሲታት ሽወደን ኣብ መሸጣ ኣፋውስ ጸረ-ምትካኽ ወሰኽ ምርኣዮም ተገሊጹ። ካብ ሓምለ 1 ዝጀመረ ምሕላፍ ሓድሽ ሕጊ ንደሓር...
ካብ ብዙሓት ተጣበቕቲ ዝወርድ ዘሎ ንቐፌታታት ከይተገደሰ ምምሕዳር ከተማ ስቶኮሆልም ንስእለ ጽዩፍ ( ፖርኖግራፊ)ን ጎነጽን ዘሳስዩ መርበብ...
ብኸመይ ኣብ ሃገር ሽወደን ከም ትሰርሕ ዝመርሑ፤ ብዙሓት ሕጊታትን ውዕላትን ኣለዉ። እዞም ኣብ መንጎ ወሃብ-ስራሕን ሰራሕተኛን ዘገልግሉ...
ሓደ 32 ዝዕድሚኡ መንእሰይ ኣብ ናይ 70 ኪ.ሜ ኣስፋልት ብ 152 ኪሎሜትር ፍጥነት መኪና እናዘወረ ተታሒዙ ናብ...
ብገበን ዝተፈርዱ ዘወርቲ ታክሲ ንብዙሕ ዓመታት ታክሲ ከም ዝዝውሩ ጋዜጣ DN ጸብጺቡ። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ እዚ ዝኾነሉ...
ብርክት ዝበሉ ኣብያተ መግቢን መስተን ስቶክሆልም ብዛዕባ ሰብ ባር ብዛዕባ እቲ ዝተበየነ ሕጊ እገዳ ምትካኽን ኣብ ግላዊ...