ኣብ ከተማ ዮተበሪ ዝርከብ “ብዮተበሪ ስኰር” ዝተባህለ ቦታ፡ ንመበል ዕስታ መዓልቲ ዝቐጸለ ሰለማዊ ሰልፊ ቀጺሉ ውዒሉ። ምስ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ብርክት ዝበሉ ብኢመግረሽን ናብ ምምሕዳር ሶልና ዝተመደቡ ሓደስቲ መጻእተኛታት ናይታ ኣብ ሰሜናዊ ሽወደን እትርከብ ምምሕዳር ከተማ ሶልና...
ስዑዲ ዓረብ ብዓርቢ ኣብ ዘውጽኣቶ፡መግለጺ ኣቐዲሞም ቪዛ ዘይሓዙ ዜጋታት 49 ሃገራት ንልዕሊ 6 ወርሒ ዝጸንሐ ናይ 440...
ኣብ መዓስከር መቐበሊ ኣጋይሽ ስደተኛታት ዝርከባ ዑቕባ ዝሓታ ደቂ ኣንስትርዮ እኹል ናይ ሓለዋ ኣገልግሎት ከምዘይረኽባ ብዙሓን ተጣበቕቲ...
መንእሰይ ሽውደናዊt ኣክቲቪስት ግሬታ ቶንበሪ ካብዞም ኣህጒራውያን ተሸለምቲ ሓንቲ እያ ተባሂሉ’ሎ። ካብቶም ተሸለምቲ ኣክቲቪስት ኣሚናቱ ሓይደር ‘ውን...
ሓደ ኮምዩን፡ ማለት ከባብያዊ ምምሕዳር፡ ንዓኻትኩም ወይ ንቤተሰብኩም፡ ከም ስደተኛታት ተቐቢሉ ገዛ ምስ ዝህበኩም፡ ኣቑሑ ገዛን ካልእ...
ኣማኢት ተመሃሮ ከተማ ዮተበሪ ስጋ ኣብ መኣዶም ዘይምህላዉ ብምቅዋም ክታም ኣኪቦም ተባሂሉ። ክላራ ቲዮረቲካል ዝተባህለ ካልኣይ ደረጃ...
ከተማ ዮተበሪ ካብ ዝተቀበሎቶም ሓደሽቲ ኣስታት 2700 ሓደሽቲ ስደተኛታት ኣብ ዝመጽእ ዓርሒ ግንቦት 2020 ብሰንኪ ዋሕዲ ኣባይቲ...
ሓፈሻዊ ኮንፈደሬሽን ማሕበራት ንግዲ ሽወደን ካብ ኣባል ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት ወጻኢ ንዝግበር ምቚጻር ሰራሕተኛታትን ብፍላይ ኣብ ትሑት...