ካብ ባሕቲ ጥሪ ዝመጽእ ዓመት ጀሚሩ ኣብ ሽወደን ዋጋ መንበሪን ፍቓድ ስራሕን ክብ ክብል ኡኡ ተባሂሉ። ኤጀንሲ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ምስ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ስቶክሆልም ርክብ ኣለዎም ዝተባህሉ ክልተ ደቂ ታጂኪስታን ኣብ ሶርያ ተታሒዞም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም...
ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ብዙሓት ከባብታት ኣድራሻ ንዘይብሎም ሰባት ኣድራሻ ብምሻጥ ዘይሕጋዊ ንጥፈታትን ብምኽያድ ኣታዉን ዝረኽቡ ሰባት...
ቤት ጽሕፈት ዕዮ ምዕጻው ቤት ጽሕፈታቱ ከምዘቓረጸን ብተወሳክውን እተን ኣቀዲመን ዝተዓጽዋ ቤት ጽሕፈታቱ እንደገና ኪክፈታ ሙኻነን ግዜያዊ...
ኣብ ማልሞ ዝርከብ ቤትፍርዲ ንወዲ 22 ዓመትን መንፈቕን መንእሰይ ብቕትለት ድሕሪ ምኽሳስ ንዓሰተውክልተ ዓመታት ክእሰር ፈሪድዎ’ሎ። ኣብ...
መራሒ ሰልፊ ሞደራትና (ዓቅባቂ) ኡልፍ ክሪስተርሰን ነቲ ምስ ሰልፊ ስቫርያ ዴሞክራሲ ዘለዎ ምሕዝነት ኣመልኪቱ ኣብ ልዕሊኡ ዝተኻየደ...
ካብ ቤት መግቢ ናብ ዓማዊል መግቢ ጽዒና እተሰልፍ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ብዕዉት ፈተናኣ ምፍጻማ ተገሊጹ። እዚ ኣብ...
ናይ ሓሶት መልእኽቲታት ብብዝሒ ኣብዚ እዋን ይፍኖ ምህላዉ ፖስኖርድ ሓቢሩ። ኣብ ኢሜይል ተቐበልቲ ናይ መጓዓዓዚ 15 ክሮና...
ብመሰራት ኣብ መራኸቢ ገጻት ክፍሊ ኢመግረሽን ዝተዘርግሔ ሓበሬታ ሰባት ባዕላቶም መንበሪኦም ክቕይሩ ንዝደልዩ ሓተትቲ ዕቚባ ዝምልከት ካብ...
እቲ ዝወጸ ሓድሽ ጸብጻብ ከምዘመልከቶ ድሕሪ እቲ ኣብ 2015 ዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ዝዉዉር ገንዘብ ነቲ...