ኣብ ዝሓለፋ ዓሰርተ ዓመታት ብዝሒ ህዝቢ ሽወደን ዋላኳ ብሓደ ሚልዮን ምዕባዩ እንተተገልጸ ገለ ምምሕዳራት ከተማ ግና ብኣንጻሩ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሓንቲ ጋዜጣ ስጳኛ ነቲ ኣብ ሽወደን ዘሎ ናይ ማሕበራዊ ድሕነት ኣገባብ ምንኣዳ ተገሊጹ። እታ ጋዜጣ ኣብ ሽወደን...
ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ኤኮት ኣብ ዮተበሪ ዝኽሰት ዝነበረ ናህ ብረት መጥቃዕቲ ኣብ 2019 ምስ ቅድሚኡ ዝነበረ ዓመት...
ኤጀንሲ ቀረጽ ሽወደን ስካተርቨርት ( Skatteverket ) ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ ልዕሊ 34 ሽሕ ውልቀሰባትን ትካላትን ዛጊት...
ምጅማር ሓድሽ ዓመት ማለት ሓደስቲ ሕግታት ኣብ ሽውደን ዝተኣታተወሉ ግዜ ኮይኑ እዞም ዝስዕቡ ሕግታት ካብ ባሕቲ ጥሪ...
ትማሊ ወጋሕታ ብርቱዕ ነትጒ ኣብ ከባቢ ራምሎሳ ደቡብ ሄልሲንኪ ምኽሳቱን ኣርባዕተ ኣባይቲ ምዕናዉን ተገሊጹ። ፖሊስ ብዛዕባዚ ጒዳይ...
ኣብ መንጐ መንግስትን ማእከላይ ሰልፊን ድሕሪ ዝተበጽሐ ስምምዕ ካብ 2030 ጀሚሩ ብበንዚንን ናፍታ ዝንቀሳቐሳ መካይን ብሕጊ ንምእጋድ...
ንጉስ ሽወደን ካርል መበል 16 ብምኽንያት በዓል-ልደት ንሽወደናውያን ኣብ ዝፈነዎ መልእኽቲ ሽወደን ከም ገበንን ምልዋጥ ክሊማን ዝበሉ...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምዕራብ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ መምህሩ ንዝቐተለ ገበነኛ ፍርዱ ካብ 11 ዓመት ናብ 9...
ደጋጊሞም ኣብ ስርቂ ምውፋሮም እተረጋገጹ ዕሉላት ዓዋሉ ካብዚ ጽድያ ጀሚሮም ናብ ዱካናት ኣትዮም ከይሽምቱ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ...