ፓርላማ ሽወደን ነቲ ብመንግስቲ ዝቐረበ እማመ ምዕጻው ናይ ክልተ ኑክሌሳዊ ጸዓት ዘፍርያ ትካላት ብድምጺ ከም ዝደገፎ ሓቢሩ።...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ምደባ ደረጃ ዴሞክራሲ ዓለም 2019 ሽወደን ሳልሰይቲ ተርታ ምሓዛ ተገሊጹ። ቀዳማይቲ ኖርዌይ ካልአይቲ ድማ ኣይስላንድ ምውጽአን...
ኣኽባር ሕጊ ሽወደን ንወዲ 45 ዓመት ሰብኣይ “ሚስጥራዊ ስነዳት” ኣብ ምስላይ ተዋፊርካ ብዝብል ክሲ ኣቕሪብሉ’ሎ። ብመሰረት ኣኽባር...
ሓላፊ ኣገልግሎት ጸጥታ ሽወደን ሴፖ (SÄPO) መንግስቲ ፖሊስ መሰል ምጥቃም ዳታ መልእኽቲ ከምኒ ዋሳፕ መሴንጀርን ስናፕቻትን ዝመሰሉ...
ብመሰረት ዕዳ ዝእክብ ኩባንያ ቾኖፎግደን (Kronofogden) ዘውጸኦ ሓበሬታዊ ስሌዳ፡ ቁጽሪ ናይቶም ኣብ መዝገብ ናይቲ ኩባንያ ተዘርዚሮም ዘለዉ...
ኣብ ሽወደን እታ ኣዝያ ውሕስቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ቫርምላንድ እትርከብ ከተማ ሃማርሞ እያ ተባሂላ። ብመሰረት በዓልመዚ ምምሕዳር...
ቁጽሪ ናይቶም ንጸጥታ ሽወደን ስግኣት ክፈጥሩ ይኽእሉ እዮም ዝበሃሉ ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ ብሰለስተ ዕጽፊ...
ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ኣብ ሆስፒታል ሕክምናዊ ክትትል ዝግበረሎም ሰባት ምህላዎምን ነዊሕ ትጽቢት ከሕልፉ ይግደዱ ምህላዎም ሬድዮ ሽወደን...
ሃገራት ሸንገን ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚረን ዜጋታት እዘን ሃገራት ንዘይኰኑ በጻሕቲ ዝምልከት ኣብ ስርዓተ ቪዛ ገለ ለውጢታት...
ሰራሕ ተሌኮም ሽወደን ኤሪክሶን ኣብ ትሕቲ መርመራ” ሰብመዚ ውድድር ቻይና” ምህላዉን ብዙሕ መቕጻዕቲ ክብየነሉ ከም ዝኽእልን ስቨንስካ...