ፍርቂ ካብቶም ውዱባት ገበን ዝመርሑ ዘለዉን ኣብ ቀረባ እዋን ብክትትል ፖኪስ ካብ እተታሕዙን ውልቀሰባት ሽወደናውያን ምዃኖም ጋዜጣዊ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ሳምንታት ሸሞንተ ሰብመዚ መንግስቲ 150 ዝተፈላለያ ከምኒ ኲባንያታት ህንጻ፥ ስነጽባቐን፡ መግቢን ጽገና ኣቕሑን ዝተሃንጻሉ...
ኣብ ዝሓለፋ ሒደት መዓልታት በዓልመዚ ኢሚግሬሽን 15 ናብብ ዓዶም ክስጐጒ ተበዪንሎም ዝነበሩ ሓተትቲ ዕቚባ ካብ ማእከላት ኣገልግሎት...
ኣብ 55 ሆስፒታላት እተኻየደ ዳህሳስን ሰነዳዊ ፊልም ካሊበርን ከም ዘመልክትዎ ብቕዓት ዘይብሎም ሓካይም ገና ሕሙማት ኣብ ምእላይ...
ፖሊስ ኣብ መርበብ ሓበሬታኦም ኣብ ዝዘርግሕዎ ዜና ኣብ ወርሓ ታሕሳስ ናይ ዝተሰናበትናያ ዓመት ኣብ ኣህጒራዊ መዓርፎ ነፈርቲ...
ትሕቲ ዕስራ ትሕቲ ዕስራ ዝዕድሚኦም ኰተቴ ዝፍጽምዎ ገበናት ስርቂ፥ ጎነጽን ምስ ምብዝሖም ሰልፊ ሞደራትና ትርር ዝበለ ሕጊ...
ሓድሽ ጸብጻብ ሃገራዊ ብዓልመዚ ኦዲት ከም ዘመልክቶ ጥዕና ከባቢ ኣየር ንምሕላው ብከላ ዘስዕባ መካይን ዘለወን ዝርግሐ ምጒዳልን...
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ቲምሮ ዞባ ዌስተርኖርላንድ እትቕመጥ ሰበይቲ ብምኽንያት ጒድለት ጽሬት ህጻን ወዳ 16 ካብ ኣስናኑ ብምስኣኑ...
ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ኣብ ዘካየዶ ዳህሳስ ሉፈን ዝውክላ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ኣብ ደቡባዉ ኣውራጃ ስኮነ ብዙሓት ደገፍቲ ምኽሳሩ...
መንግስቲ ሽወደን ነቲ ገበነኛታት ኰተቴ ብሕጊ ተቐጻዕቲ ዝዀኑሉ እማመኡ ሎሚ ን ቆንስላ ሕጊ ምቕራቡ ተፈሊጡ። እቲ እማመ...