ካብ ወጻኢ ሃገራት ብዝመጹ ሰባት ዝተኸስተ ልዑል መጠን ምልባዕ ሕማም ኮሮና ንምክልኻል ሽወደን ኣብ ከባቢታት ወደብን መዓርፎ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ዓለማዊ ባንክ፡ ነተን ብገንዘባዊ ብልሽውና ዝኽሰሳ ኣስታት 2000 ዝኾና ኩባንያታት ኣብ ዝርዝር ጸሊም መዝገቡ ኣስፊርወን ከምዘሎን ካብኣተን...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ፖሊስ ሽወደን ን450 ዝተተምየኑ ፓስፖርታት ከምዝወረሰን እዚ ቁጽሪ ድማ ካብቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ዓመት ብዕጽፊ...
ኣፈኛ ባይቶን ፖለቲከኛ ሽወደን ነበርን ሚኒስተር ብርጊታ ዳህል ሸውዓተ ዝኽፍሉ ቤታን ክሽነኣን ብመጻሕፍቲ መሊኡ ዳርጋ ቤትንባብ ከም...
ብመሰረት ሓድሽ ጸብጻብ ካብ ዓሰርተ ሽወደናውያን እቶም ሸሞንተ ንዶናልድ ትራምፕ ከም ዘይፈትዉዎ ተገሊጹ። ብመሰረት እዚ ማእከል ኖቭጅስ...
ኲባንያታት ጒዕዞን መንገዲ ኣየርን ሽወደን ኣብ ጸሊም መዝገብ ኣትዮም። ቦርድ ሓፈሻዊ ጥርዓናት ሽወደን ሓድሽ ጸሊም መዝገብ ዝሓመቑ...
ኣብ ገዛኢ መንግሲ ዝርከባ ሰልፍታት ብውዱባት ገበነኛታት ዝመጻ ዘሎ ገበናት ኣብ ምንካይ ይዘራረባ ምህላወን ተፈሊጡ። ሓደ ካብቲ...
ኣብ ሰብዓታት ዝርከባን ኣቐዲመን ንቡር ህይወት ክመርሓ ዝጸንሓን ብርክት ዝበላ ሽማግለታት ኣንስቲ ኣባይቲ ኣልባ ኰይነን ኣብ ጎደና...
ሰልፊ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ መንግስቲ ንምምሕዳራት ከተማ ደገፍ ክህብን ሽቕለት ከጉድልን ጸዊዓ። መራሒት እታ ሰልፊ ኢባ ቡሽ ቶር...
ኮንፈደሬሽን ማሕበራት ንግድ ሽወደን ንመንግስቲ መጠንቀቅታ ይህብ። እቲ ማሕበር እዚ ብሕዳጣን ዝቖመ መንግስቲ ዋላውን ምስቶም ኣብ ባይቶ...