በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና መንግስቲ ሽወደን ልዕሊ 500 ሰባት ከይእከቡ ዝኸልክል ሕጊ ከውጽእ ጻውዒት ኣቕሪቡ። እቲ በዓልመዚ ሎሚ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሰብመዚ ጥዕና ኣውራጃ ብለኪንግ ባብ ዘውጽእዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣዝማድ ሕሙማት ናብ ሆስፒታላት ከይቅልቀሉ ዝእግድ ሕጊ ከውጽኡ ምዃኖም...
41 ሰባት ምስ ኣመናዝር ጾታዊ ርክብ ክትገዝኡ ተረኺብኩም ብዝብል ምሓዙን ካብዚኣቶም ብርክት ዝበሉ ሰራሕተኛታት ኲባንያታት ሽወደብ ምዃኖምን...
በዓልመዚ ስደተኛታት ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መገለጺ ብዛዕባ እዚ ካብ ዶብ ቱርኪ ዝውሕዝ ዘሎ ስደተኛታት ይከታተል ምህላዉን ጻዕቂ...
ኣብያተ መጻሕፍቲ ሽወደን ኣብ ዝቕጽል 25 ዓመታት ነበረ ክኾኑ እዮም ተባሂሉ። ዛጊት ርብዒ ካብ ኣብያተ መጻሕፍቲ ሽወደን...
ፖሊስ ከተማ ዮተበሪ ኣብ መንእሰያት ዝረአ ገበንን ራስያን ብምኽንያት ምጥቓም ዕጸፋርስ ዝድረኽ ምዃኑ ገሊጹ። እዚ ድማ ነቲ...
ብሮቡዕ ኣኼቡኡ ዝጀመረ ፓርላመንት ሽወደን ን ብግዚያዊት ኮሚተ ን ኩነታት ስደተኛታት ብፍላይ ነቲ ናይ ግዝያዊ ሰልስተ ዓመት...
ኣብ መንጐ ወጻእተኛታትን ሽወደናውያንን ማዕርነታዊ ርክብ ክህሉን ኣብ ልዕሊ ሽወደናውያን ዝግበር ናይ ተጻብኦ ተግባራት ክውገድን ሰልፊ ስቫርያ...
ኣብ ብርክት ዝበላ ኣብያተ ማሕቡስ ሽወደን ኣሸብሮ ከም እተላዕለ ተገሊጹ። እዞም ኣብያተ ማእሰርቲ ሓድሽ ሕጊ ብምጽራር እዮም...
ጋዜጣ ስቨንስካ ዳግብላደት ከም ዝጠቐሰቶ መራሒ ሰልፊ ስቫርያ ዴሞክራሲ ኣብ ዶብ ቱርኪን ግሪኽን ምህላዉን ነቶም ኣብኡ ዝርከቡ...