ፋርማሲታት ሽወደን ነቲ ንቃንዛን ረስኒ ሰውነትን ንምቕናስ ዝውሰድ “ፓራሲታሞል” ዝዓይነቱ መድሃኒት ንሓደ ሰብ ውሱን ቁጽሪ ባኮታት ንኽሸጣ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ስቶክሆልም ኮሚን ፍሉይ ክንክን ኮረና ቫይረስ ብ 90% ንምውሳኽ ይሰርሕ ምህላዉን ቀስ ብቐስ ነቲ ቊጽሪ ብ 100%...
ሓደስቲ ኣማኢት ሰባት ብኮሮና ኣብ ዝተለኽፉሉን ኣስታት 80 ብዕድመ ዝደፍኡ ሰባት ኣብ ህጹጽ ሕክምና ኣብ ዝእለይሉ ዘለዉ...
ክኢላታት ተላባዕቲ ሕማማት ከም ዝገለጽዎ ኣብ ሽወደን ብፍላይ ኣብ ከተማ ስቶኮልም ተወሰኽቲ ግዳይ ኮሮና ቫይረስ ክጽብጸቡ ከም...
ቤት ትምህርታት ናይ ምዕጻው እዋን ግዝይኡ ኣይኣኸለን ክብል ሚኒስተር ማሕበራዊ ውሕስነት፡ ኣርደላን ሸካራቢ፡ ሓቢሩ። መንግስቲ ሽወደን ኣድላይ...
መንግስቲ ሽወደን ኣድላይ ኮይኑ እንተድኣረኺብዎ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ቤት ትምህርታት ንኽዓጹ ካብ ትማሊ ሓሙስ ዝተጋብኤ ፓርላማ ሽወደን...
ካብ ትማሊ ሰሉስ ጀሚሩ ኣብ መላእ ሽወደን ዝግበር ናይ ባቡር ጉዕዞታት ብ 25% ከምዝነከየን እዚ ድማ እቲ...
ለበዳ ኮሮና ንምንካይ ብቆንስልን ኮሚሽንን ኣውሮጳን ብመሰረት ዝወጸ ጻውዒት ኲሎም ዘየድልዩ ዝተባህሉ ጒዕዞታት ንግዜኡ ደው ክብሉ እዮም።...
በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ኣብ 70ታት ዘለዉ ሽማግለታት ብሕማም ኮሮና ናይ ምልካፍ ተኽእሎኦም ንምጒዳል ኣብ ቤቶም ክዕቈቡ ጻውዒት...
ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ሽወደናውያን ኣብ ውሽጢ ቤት ኮይኖም ምስራሕ ይውስኑ። ሰብመዚ ህዝባዊ ጥዕና ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና...