ሽወደን ንሕማም ኮቪድ-19 ንምምካት ዝግባእ ምድላዋት ከምዘይገበረት ቀዳማይ ሚኒስተር ስቴፋን ሎቪን ሓቢሩ። ቀዳምነት ዝሓዘቶ ስትራተጂ ማሕበራዊ ኣገልግሎት...
ሕግን ሕብረተሰብን
ብመረት ሓበሪታ ናይ ኢንዱስትሪ ሚኒስተር ኢብራሂም ባይላን ኣብ ሽወደን ዝርከባ ቡዙሓት ኩባንያታት ኣብ ምስራሕ መሸፈኒ ገጽ ማስኬራት፣...
ኣብ ከተማ ኖርሾፒንግ ኣብ ኢንገልስታ ዝርከብ ኣፍደገ ሓደ ቤት መግቢ ኣብ ከባቢ ሰዓት 23,00 ኣብ ቅድሚ ብዙሓት...
ኣብ ሽወደን ብባህሊ ኣብ እዋን ቅንያት ኣፋስጋ ዝግበሩ ምትኣኽካብ ቤተሰብ ዝሰረቶም መገሻታት ብዝላዓለ ቁጽሪ ምቕናሱ፣ ንወሃብ ቃል...
ብሰንኪ ኮቪድ 19 ዝፈጠሮ ዝይንቡር ኩነታት ሰባት ምስሓኻይሞም ብመገዲ ዲጂታላዊ መራኸብታት ዝገብርዎ ዘሎዉ ርክብ እንዳዓበየ ምምጽኡ ክፍለጥ...
ቤትጽሕፈት ኢመግረሽን ነቶም ኣብ ስግኣት ዓንኬል ዚርከቡ (ሽማግለታትን ሕዱር ሕማም ዘለዎምን) ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ ፍሉይ ገዛ ከቐምጦም...
ቤት ጽሕፈት ኣታዊ ግብሪ ሃገር፣ ማለት Skatteverket ብምኽንያት ግብሪ ንዝምለሰሎም ሰባት ምኽፋል ምጅማሩ ተኣሳሲሩ ካብ ሰርሰርትን መደናገርትን...
ኣብ ጣልያንን እስፓኛን ቅልጡፍ ዝኾነ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ድሕሪ ምግጣሙ ዝተራእዩ ተርእዩታት ኣብ ስቶክሆሎም እቲ መስርሕ ለባዳ...
ንለበዳ ቫይረስ ኮኖና ንምቁጽጻር ዝምልከቱ ብኣገልግሎት ጥዕና ዝወጹ መምርሒታት ዝጠሓሳ ቤት ምግብታትን ሆቴላትን ናይ ምዕጻው ስጉምቲ ክውሰደለን...
ኣብ ናይ ሎሚ ዜና መጽሔት መደብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣባላት ምድላዉ ፈነወና ንፈነወ ዝበቅዕ ዘዳለዉዎ ሓበሬታ ኮይኑ፣...