ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ኣብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ዘጋጥም ናይ ሞት ተራዮታት ብዙሓት ሃገራት ዓለም ከም ዘይምዝግበኦን ስለዝኾነ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ሽወደን ዝመጹ ደለይቲ ዕቝባ ከምዚጎደለ ቤት ጽሕፈት ኢመግረሽን ይሕበር። በዚ መስረት ሰረሕተኛታት...
ማሕበራት ዉሕስነት ሰራሕተኛታት ማለት Faket መንግስትን ዞባዊ ምምሕዳራትን፣ ዓቐን ዉሕስነት ክፍሊት ካሕሳን ናይቶም ኣብ ስራሕ እንዳሃሎዉ ብኮቪድ...
ዓለምና እቲ ዘድሊ ዓቕምን ንቕሓትን ደኣ ኣይነበራን እምበር፡ ካብ ጥንቲ ጀሚራስ ብደረጃ ቍሸት ይኹን ብደረጃ ዓዲ ወይ...
መብዛሕትኦም ተገልገልቲ ኩባንያ ቴልያ (Telia) ዝኾኑ ሽወደናውያን ነቲ ብመንግስቲ ዝወጸ ኣብ እዋን በዓላት ናይ ዘይምጋሽ መምርሒ ከም...
ኣብ ሽወደን ኣብ ወርሒ ሰነ ኣበየ ዓመቱ ንምዝዛም ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ተማሃሮን ማለት Studenten fest ዝካየዱ ጽምብላት፣...
ብዝሒ ናይቶም ኣብ ስቶክሆልም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ካብ ከባቢ ናብ ከባቢ ዝተፈላለየ እዩ። ኣብ ከባቢታት ሺስታ፡...
ኣብ ሽወደን ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት እቶም ዝበዝሑ ካብ ሽወደን ወጻኢ ዝተወልዱ ወጻእተኛታት ኮይኖም ብቐደም ተኸተል...
ኣብ ምዕራብ ስቶክሆሎም ከባቢ ቬሊንግቢ ሎሚ ሰሉስ ከባቢ ሰዓት 2 ናይ ምሸት ኣብ ዘጋጠመ ምልውዋጥ ናይ ቶኽሲ፡...
ሽወደናዊት እንግሊዛዊት ኩባንያ Astra Zeneca ንሕሙማት ኮቪድ-19 ዝኸውን መድሃኒት ትፍትን ከምዘላ ተሓቢሩ። ንፍሉይ ዝኾን ዓይነት ሕማም መንሽሮ...