በዓል መዚ ስካትቨርከት (skatteverket) ሽወደን ኣብ ምዝገባ ህዝቢ ሽወደን ዘሎ ኮነ ኢልካ ዝግበር ምዝባዕ ኣድራሻ ካብ ፋይናንሳዊ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ንፈለማ እዋን ዝወጹ ኣሃዛት ከም ዘመልክትዎ ኣብ ኣብ ቫስትራ ኣውራጃ ጉታላንድ ለበዳ እቲ ቫይረስ እኳ እንተንቈልቈለ ምብራቓዊ...
ኣብ ሽወደን ድራግ ምውሳድ ክልኲል እዩ። ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ነዚ ሕጊ መንግስቲ ብምብዳህ ዳግማይ ክምርምሮ ምጅማሩ ተገሊጹ።...
ሰብመዚ ከተማ ስቶክሆልም ሽማግለታት ንምክልኻል ንጹር ናይ ሕጊ መምርሒ ከም ዘድልዮ ንበዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ሓቲቱ። ለበዳ ኮሮና...
መንግስቲ ኣብ ዞባታት ዝካየድ ዘሎ መርመራ ኮቪድ-19ን ዝኸዶ ዘሎ ፍጥነትን ዘገምተኛ ብምዃኑ እቲ ፍጥነት ክውስኽ ይግባእ ክትብል...
እቲ ቅድሚ ዝመጽእ ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ ሽወደን፣ ኩለን ፖለቲካዊ ሰልፍታት ሽወደን ዝርዕማሉ ፖሊሲ ኣብ ሕቶ ኢመግረሽን ንኽህሉ...
ሚኒስተር ወጻኢ ጒዳያት ክሳብ ወርሓ ሰነ ሰባት ኣድላዪ ካብ ዘይኮነ ጒዕዞ ክቚጠቡ ኣተሓሳሲባ። ነዚ ዝምልከት ሓድሽ ውሳነ...
ፈተና ምዝዋር መኪና ብትግርኛ – ምንዋሕ ዳግመ ምሕታት ዑቕባ ኣብ ሽወደን #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja
ናይ ፊናንስን መንበሪ ኣባይትን ሚኒስተር፡ ፐር ቡሉንድ፡ ብሰንኪ ለበዳ ዋጋ ገዛውቲ ኪሓስር ከም ዚኽእል ተዛሪቡ። “ከምቲ ኣብ...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ባዓል መዚ መገድታት ሽወደን ንትምህርቲ ክልሰ ሓሳብ ምዝዋር መኪና ብትግርኛ...