ሓንቲ ስድራቤት ንብርክት ዝበላ ዓመታት ኣብ ፋሚሊ ሆም ድሕሪ ምጽናሕ ሰለስተ ዝዕድሚኣ ጓሎም ናይ ምዕባይ መሰል እኳ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ክፍሊ መጓዓዝያ ባቡር ስቶክሆልም ኣብ 2019 270 ሚልዮን ክኸስር ከሎ ብመንጽር ቅድሚኡ ዝነበረ ዓመት 2018 10 ሚልዮን...
ኖርዌይን ፊንላንድን ንወቕቲ ቱሪዝም ብምባል ዶበን ክኸፍታን እገዳ ጒዕዞ ሽወደን ክዕቅባን ይዝትያ ምህላወን ተመልኪቱ። ኣብ ዴንማርክ ብዙሓት...
ቅልውላው ኮሮና ዘግሃዶም ጉድለታትን ሕጽረታትን ኣብ ቀጻሊ ክእረሙን ክመሓየሹን ከምዝግባኦም ተረዲኡና ኣሎ። ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ዝወሃቡ ዝነበሩ...
ብመሰረት ቊጽሪ ህዝቢ ሽወደን ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዓለም ዝለዓለ እተባህለ መጠነ ሞት ለበዳ ኮሮና ኣመዝጊባ ክትብል ተሌቪዥን...
ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን ሎሚ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮናን ንሱ ዘምጽኦ እገዳ ጒዕዞን ኣብ ሽወደን ተዓጊቶም...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፈን ሉፊን ክትባት ብርትዓዊ ኣገባብ ከመቓርሕ ድሌት ከም ዘለዎ ሓቢሩ። ንሱ ወሲኹ እዚ ክትባት...
ዴንማርክ ኖርዌይን ፊንላንድን ንዕረፍቲ ሳመር ዶባት እንተተኸፊቱ ሽወደናውያን ለበዳ ኮሮና ሒዞምልና ክመጹ እዮም ዝብል ስግኣት ከም ዘልዎም...
ፖሊስ ሽወደን ኣንጻር ዕዳጋታት ጾታዊ ርክብ ኣብ ዝገበሮ ናይ ሃድን ስርሒት፡ ንሓደ ኣባል ፖሊስ ምስ በዓልቲ ቤቱ...
ለበዳ ቫይረስ ምግታእን ነቶም ንሓደጋ ዝተቓልዑ ክፋል ሕብረተሰብ ምድሓንን እቲ ቀንዲ ዕላማ ናይቲ ሽወደን ኣንጻር ለበዳ ኮሮና...