ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ጥራይ 79 ሽሕ ሰባት ስራሕ ኣልቦ ኮይኖም። በዚ ድማ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ ሽወደን...
ሕግን ሕብረተሰብን
ንኣተሓሕዛ ቅልውላው ኮሮና ቫይረስ ኣመልኪተን ገለ ሃበራት ብዛዕባ ሽወደን ዝዛረበኦ ዝነበረ ቃና ቅሩብ ዝለወጣ’ኳ እንተመሰላ፡ ምስሊ ሽወደን...
ሓደ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሉንድ ክፍሊ መርመራ እንስሳታት ዝሰርሕ ሳይንቲስት ብደብዳቤ እተሰነየ ናይ ሞት ምፍርራህ ከም ዝበጽሖ ተሓቢሩ።...
ኣምባሳደር ኢጣልያ ኣብ ሽወደን ነቲ ዋና ኣማኻሪ ሕማማት ለበዳ መንግስቲ ሽወደን ኣንደርስ ቲግኔል ኣብ ሬድዮ ሽወደን ዝገበሮ...
ኣብ ወርሓ ግንቦት መጠነ ሞት ሕሙማት ኮሮና ሽወደን እናነከየ ምምጽኡ ክፍሊ ስታቲስቲክስ ኣመልኪቱ። እዚ ምንካይ ብፍላይ ኣብ...
ሓደ ኣብ ከባቢ ኦስተርቡተን ዝሰርሕ ፊንላዳዊ ሓኪም፡ ብዛዕባ ኣብቲ ከባቢ ዝተረኽቡ ግዳያት ኮሮና ዝኾኑ ሰባት ኣመልኪቱ፡ ኣብ...
ምምሕዳር ኮሮና ኣብ ሰሙን 40 ሽሕ ተቐማጦ ዝምርመርሉ ፕሮግራም ክትፍኑ እያ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ፕሮግራም “ፍሉይ ንጥፈት...
በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ መምርሒ ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና ጾታዊ መጻምዲ ምብዛሕ ወይ ምስ ቡዙሓት...
ኣብ ክልተ ዞባታት ሽወደን ዝርክርባ ሆስፒታላት ብሰንኪ ፍርሒ ዝተበገሰ ኣብ እዋን ሕርሲ ብመጥባሕቲ ሕርሲ ክወልዳ ንዝደልያ ኣደታት...
ምስ ምጅማር እዛ ሒዝናያ ዘሎና ሰሙን ለበዳ ኮሮና ንምዕጋት ተባሂሉ ክትግበር ዝጸንሐ እገዳታት ቀስ እናበለ ይዘልቕ ምህላዉ...