ብሰንኪ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና ዝወጸ ናይ ልዕሊ 50 ሰባት ምትእኽኻብ ዝእግድ መምርሒ እተን ኣብ መላእ ሽወደን ዝርከብ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ቁጽሪ ናይቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ይውስኽ ምህላዉን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ ኣስታት 3500 ሓደስቲ ስራሕ ኣልቦ...
መራሒ (ኣውቲስታ) ናይ ጓሓፍ መኪና፡ ሓንቲ ኣብ ሰላሳታት ዝዕድሚኣ ጓል ኣንስተይቲ ኣብቲ ናይ መኪንኡ እንዳ ጓሓፍ ከም...
ብ”ንእሽቶ ልቢ” ብምባል ዝፍለጥ ብዓቃባዊ ሰልፊ ዝተበገሰ ቢል ብኹለን ሰልፍታት ደገፍ ምርካቡ ኣቦ ወንበር ዓቃባዊ ሰልፊ ኦልፍ...
ኣብ ዝቕጽል ውሑዳት መዓልታት መጠን ሙቐት ኣብ ሽወደን ክሳብ 300c ክበጽሕ ከምዝኽእል መደበር ኩነታት ኣየር ሽወደን (SMHI)...
ቅድሚ ቅልውላው ኮሮና ቫይረስ፡ ኣስታት 100 ሽሕ ሕሙማት ሞያዊ ኣገልግሎት ንክረኽቡ ሪጋ ሒዞም ከምዝነበሩ ይዝከር። ኣብዚ ሕጂ...
ቁጠባ ሽወደን ብኸፊል ምሕዋይ የርኢ ምህላዉን ኣብዚ ዓመትዚ ሓፈሻዊ ኣታዊ እታ ሃገር ናይ 6% ጥራይ ምንቁልቋል ከርኢ...
ዋጋታት መግቢ፡ መስተ፡ ሽጋራን ሃለኽቲ ኣቕሑን ኣብ ሽወደን ምስ ማእከላይ ገምጋም ዋጋታት ናይተን ዝተረፋ 27 ኤውሮፓውያን ሃገራት...
ተሌቪዥን ሽወደን፡ ነቶም ብኣብ ላትቪያ ዝመደበሩ Investio ዝተባህለ ናይ ሓሶት ኩባንያታት ገንዘቦም ዝተበልዑ ሰባት ኣቕሪቡ። ሓደ ካብዞም...
ጉዳይ ጥዕና ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳያት ሽወደን ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ክስራዕ እንከሎ፡ ቀጺሉ ድማ ኢሚግሬሽንን ምውህሃድ ስድራቤትን ዝስራዕ...