ትማሊ ለይቲ ኣብ ከባቢ ፖርሎቭ ዘጋጠመ ሓደጋ ንጉዕዞታት ባቡር ስኮና ከምዝዓንቀፎ ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ። በቲ ሓደጋ ዘጋጠመሉ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ታሪኽ ኩባንያ ቮልቮ ንፈለማ ግዜ ኣብ ሓደ እዋን ክሳብ 2.2 ሚልዮን ዝብዝሐን ካብ 2006 ክሳብ 2019...
እቲ ንቆልዑ ዘለወን ስድራቤታት ተባሂሉ ዝወሃብ ዝነበረ ናይ መንብሮ ሓገዝ ብ 25% ንኽውስኽ ዝተመሓላለፈ ውሳኔ ካብ ሎሚ...
ትማሊ ምሸት: ከባቢ ሰዓት 10:00 ድሕሪ ቀትሪ: ሓደ ህጻን ካብ ካልኣይ ደርቢ ናይ ሓደ ህጻን ናብ ሓጹር...
ካብ ሽወደን ናብ ግሪኽ ዝግበር ዝነበረ ቀጥታዊ በረታት ክሳብ 15 ሓምለ ፍቑድ ከምዘይኮነ ሰብ መዚ ግሪኽ ኣፍሊጦም።...
መንበሪ ፍቓድ ክሳብ ዝወሃቦም ንካምፕታት ገዲፎም ብውልቆም ኣብ ዝረኸብዎ መንበሪ ገዛውቲ ዝቕመጡ ዝነበሩ ስደተኛታት ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ...
ቅልውላው ኮሮና ኣብ ልዕሊ ሓተቲ ዑቕባ ርኡይ ዝኾነ ጽልዋ ነይርዎ። ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይዚ ዓመት፡ ኣስታት 7000...
ኣብ ከባቢታት ስቪያላንድ፡ ጎትላንድን ደቡባዊ ምብራቕ ኖርላንድን ኣብዚ ወቕቲ ክውህለል ዝግበኦ መጠን ትሕተ-ባይታዊ ማያት ትሕቲ ንቡር ከምዝኾነ...
ዓርሞሾሽ ኤውሮፓዊ ኩባንያ መሰንዒ ነፈርቲ፡ ኤየርባስ፡ 15 ሽሕ ሰራሕተኛታት ከፋኑ መደብ ከምዘለዎ ሓቢሩ። እተን ካብቲ ኩባንያ ዝተረፋ...