ምስ ዓመታት 2016-2019 ብምውድዳር ካብ መጋቢት ክሳብ ግንቦት እዛ ሒዝናያ ዘሎና ዓመት ኣብ ዝነበራ ኣዋርሕ ኣብ ሽወደን...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዳርጋ ኩሉ ብርክታት ናይቲ ንለበዳ ኮሮና ከም ዝከላኸል ዝእመነሉ መድሃኒት “ረመዲስቪር” ብምሽማት ንዓለም ባዶ...
ኣብ ዩኒቨርስቲ ሻልመርዝ፡ ዮቶቦሪ፡ ዝርከቡ ተመራመርቲ፡ ንቫይረስ ኮሮና ክቐትል ከም ዝኽእል ዝንገረሉ ባእታ ከምዝመሃዙ ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ።...
ኣብ ቀዳሞት ክልተ ስሙን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ፡ ቁጽሪ ናይቶም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፉ፡ ኣብ ዓመተ 2001 ዝተወልዱ፡...
ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ሽወደን፡ ዝናብን ንፋስን ዝዓብለሎ ክሊማ፡ ነቶም ናይ ክረምቲ ጸሓይ ከስተማቕሩ ዝደልዩ ሰባት ስምዒቶም ኣባላሽዩ...
ኣብ ምምሕዳር ፊሊንጋ፡ ደቡብ ሽወደን፡ ኣብ ዝርከባ ቤት ትምህርታት መጎልበብ ጸጉሪ ርእሲ፡ መሸፈን ገጽ (ኒቓብ) ን ካልእ...
ባዕላዊ መርመራ ኮሮና ካብ ዕለት 02/07/2020 ጀሚሩ ኣብ ምምሕዳር ቬስተርኖርላንድ ክጅምር ምኻኑ ተፈሊጡ። ምዝጉብ ነባሪ ምምሕዳር ቬስተርኖርላንድን...
ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና፡ ናይ መጥባሕቲ ቆጸራታት ምስግጋሮም ወይ ድማ ምስራዞም ንመሰላት ረብሓታት ሕማም (sjukpenning) ከምዘይስርዞም፡ መንግስቲ ሽወደን...
መንግስቲ ሽወደን፡ ነቲ ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ናብ ሽወደን ናይ ምምላስ እገዳ ካብ ቀዳም ጀሚሩ ከፍርሶ ከም ዝወሰነ መንግስታዊ...