ብጉዳይ ትማሊ ቐዳም ኣብ ናንትስ ካቴድራል ዝተሳወረ ባርዕ ንመርመራ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተወ ሰብኣይ ብሰንበት ከምተለቀ ተፈሊጡ።...
ሕግን ሕብረተሰብን
መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ምስ ሆንግኮንግ ዝነበሮ ገበነኛታት ናይ ምርኽኻብ ስምምዓት ክስርዞ ምዃኑ ሓቢሩ። እዚ ድማ ብሰንኪ ቻይና...
ናይ ርሕቀት ምስትምሃር (Distans utbildning) ምርጫ ነተን ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርታት ክፉት ኮይኑ ከምተገድፈ መንግስቲ ሓቢሩ።...
ሓደ ክፋል ናይ’ታ ኣብ ሉንድ እትርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ ፓለትስኮላን (Palettskolan)፡ ትማሊ ወጋሕታ ብባርዕ ከምተቓጸለን እዚ ድማ ካብ...
(ካልኣይ ክፋልን መወዳእታን) ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ፡ ንትርጉምን ዕላማን ህይወት ብዚምልከት፡ ህይወት ወይ ፍጥረት፡ ስሩጽ (intrinsic)...
ናይ ተሳፈርቲ መካይን ብማእከል እታ ኣብ ምምሕዳር ስኮና እትርከብ ቁሸት፡ ፋርሆልት፡ ብፍጥነት ከምዝሓልፋ እዩ ዝንገር። ስለዝኾነ ድማ...
ልዕሊ 40% ካብ ተቐማጦ ስቶክሆሎም ጸረ ሕማም ኮቪድ-19 ዘስዕብ ቫይረስ ኮሮና ጸረ-ነፍሳት ዝስከሙ እዩም ክብል ሓላፊ ኣሃዱ...
ፖሊስ፡ ብድሮን ዝገብሮ መስርሕ ምቁጽጻር ብዘይ ቅኑዕ ኣገባብ እንተ ተጠቂምሉ ምግሃስ ምሰል ደቂ ሰባት ክኸትል ከምዝኽእል ክብል...