ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ዘስዓቦ ቅልውላው፡ ናይ ሎሚ ዓመት ጽምብል ሽልማት ኖብል ከምዘይካየድ ኮሚቴ ኖብል ሓቢሩ። ጽምብል ሽልማት...
ሕግን ሕብረተሰብን
ብኦክስፎርድ ዩኒቨርስቲ ዝማዕበለ ጸረ ኮሮና ቫይረስ ክታበት ተስፉው ዝኾነ ውጽኢት ፈተነ ከምዝሃበን ንጸረ-ነፍሳት ድማ ኣንጻር ቫይረስ ኮሮና...
ኣብ ደቡብ ሽወደን እትርከብ ምምሕዳር ሉንድ፡ ኣብተን ብዝሐን 114 ዝኾና ቅድመ ትምህርትን መባእታ ቤት ትምህርታትን ብሓገዝ ካሜራታት...
ኣብ ጉዳያት ኣከባብን ክሊማን እትነጥፍ ሽወደናዊት፡ ግሬታ ሶንቤሪ፡ ንእትገብሮ ዘላ ኣበርክቶ ብምምጓስ ካብ ተጣባቒ መሰል ደቂ ሰብ...
ድሕሪ ልዑል ዝኾነ መጠን ሙቐትን ክረምታዊ ክሊማን፡ ክፍሊ ሜትሮሎጂ ሽወደን፡ ኣብ ዝቕጽል መዓልታት ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ሽወደን...
መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ ሽወደን ልዑል ከምዘሎ ኣሃዛዊ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ዕዮ ሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣስታት...
መንግስቲ ሽወደን፡ ነቶም መምርሒ ፍቓድ ከውጽኡ ዝደልዩ ሰባት፡ ልቓሕ CSN ዝረኽብሉ መንገዲ ንምቅላል ዘኽእል እማመ ንኸቕርብ ካብ...
ብቀዳማይ ሚኒስተር፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ሽወደን፡ ንቁጠባዊ ሕውየት ናይተን ብቅልውላው ኮሮና ዝተሃስያ ሃገራት ዝምልከት ብመንገዲ...