ኣብ ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ኣስታት 700 ሽሕ ሰባት መንበሪ ገዛ ንምርካብ ሪጋ ጌሮም ይጽበዩ ምህላዎም ተፈሊጡ። እዚ ኩነታት...
ሕግን ሕብረተሰብን
በጻሕቲ ገያሾ፡ ናብ ሃገረ ግሪኽ ንኽኣትዉ ዘኽእሎም ናይ 72 ሰዓታት ዕድመ ዘለዎ፡ ካብ ኮሮና ነጻ ምዃኖም ዝሕብር፡...
ኣብ ወርሒ ሓምለ/2020፡ መጠን ብዝሒ ብመዓርፎ ነፈርቲ ስወዳቭያ ዝጥቀሙ ተጓዓዝቲ ምስቲ ኣብ ወርሒ ሓምለ/2019 ዝነበረ ክነጻጸር እንከሎ...
ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሚያዝያ፡ ኣብ ላንድስክሮና፡ ሓንቲ ጓል 23 ዓመት መንእሰይ፡ ንሓደ ብሓባር ምስኣ ዝቕመጥ ዝነበረ ወዲ...
መጠን ናይ ገዛ ሃለኽቲ ንብረት፡ ካብቲ ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና ኣጋጢምዎ ዝጸንሐ ዕንቅፋት፡ ምምሕያሽ ከርኢ ከምዝጀመረ ተፈሊጡ። ኣብ...
ኣብ ከባቢ ኩንግስሆልመን ዝርከቡ ኣስታት 40 ሽሕ ዓማዊል ብዘይ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ ከምዝተረፉ ኤሌቪዮ ገሊጹ።ምቁራጽ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ፡ ሎሚ...
ወቕቲ ቀውዒ እናኣተወ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፡ ብዙሓት ሰባት ናብ ስርሖምን ትምህርቶምን ዝምለስሉ እዋናት ብምዃኑ፡ ኣብ ሽወደን፡...
ሎሚ ንግሆ፡ ኣብ ማእከል ከተማ ላንድስክሮና ንሓደ ዱኳን ዕላማ ዝገበረ ሓያል ነውጺ ዝፈጠረ ነትጒ ከምዘጋጠመን ኣብቲ ፍጻሜ...
ኮሚተ ኢሚግሬሽን ባይቶ ሽወደን ብዛዕባ እታ ሃገር ኣብ መጻኢ ክትክተሎ ዝግባእ፡ ፖሊሲ ሓተትቲ ዕቕባ፡ ርሱን ክትዕ ምእንጋዱ...
ዝርርብ ምስ ዕዉት መንእሰይ ዑስማን ሳልሕ ሰይድ ዓብደላ ዝኾነ ሰብ ካብ ሃገሩ ናብ ካልእ ሃገር ተሰዲዱ ዘጋጥሙ...