ጸጋማዊ ሰልፊ፡ ንመብዛሕትኡ ብኮሚቴ ኢሚግሬሽን ዝቐረበ ሓድሽ እማመ ፖሊሲ ስደተኛታት ከምዘይድግፎን እቲ ናይ ቀደም ዝነበረ ፖሊሲ ስደተኛታት...
ሕግን ሕብረተሰብን
ምኽሳዕ (ማለት ልዕሊ ዓቐን ክብደት ምድላብ ) ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ፡ ካብ ወጻኢታት ኲናትን ምትካኽን ዘይንእስ ጉድኣት የስዕብ...
ብሰንኪ ኣብ ፌስቡክ ዝጸሓፎ፡ ኣንጻር ጸለምቲ ዝቐነዐ ዓሌታዊ ጽሑፍ፡ ተሪር ተቓውሞን ነቐፌታን ክወርዶ ዝጸንሐ ኣባል ሰልፊ ስቬርያ...
ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ናይ 2020፡ ኣስታት 173 ገበናት ስርቂ ኣብ ልዕሊ ፍሉይ ሓገዝ ዘድልዮም ሰባት ከምተፈጸሙ...
ኣብ ምምሕዳር ስኮና፡ መጠን ለበዳ ኮሮና፡ ካብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝነበረ መዓልታዊ ገምጋም መልከፍቲ (25 ሰባት ንመዓልቲ) ኣብዚ...
ኣብ ካርልስኮሮና ዝርከብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ዝሰርሑ 6 ኣባላትን 7 ተናበይትን ብቫይረስ ኮሮና ከምተለኽፉ ምምሕዳር ካርልስኮሮና ሓቢሩ...
ካብ ወርሒ ሚያዝያ ክሳብ ወርሒ ሓምለ ዝነበረ ግዜ፡ ፌስቡክ፡ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ብዛዕባ ኮቪድ-19 ግጉይ ሓበሬታ ዝሓዘሉ ጽሑፋት...
ተማህሮ ድሕሪ ሰሙን ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክምለሱ እዮም ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን ለበዳ ኮሮና ኣብ መንጎ መንእሰያት...
መንግስቲ ሽወደን፡ ከባብያዊ ዕንወት ዘየስዕባ ናይ ጽዕነት መካይንን ማሽነሪታትን ንዝገዝኣ፡ ኩባንያታትን ምምሕዳራትን፡ ንምትብባዕ ናይ 20 ሚልዮን ክሮነር...
ኣብ ሽወደን፡ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዘጋጠመ ተላባዒ ሕማም (ለበዳ)፡ ሓደ ሰብ ሓሚሙ ክሰርሕ እንተዘይክኢሉ፡ ካብ ቤት ጽሕፈት...