ገበናዊ መርመራታት ንምክያድ፡ ናይ ካሜራ ስእልታት ተወኪሱ ሰብን ንብረትን ንምርካብ፡ ፖሊስ፡ ንዝጥቀመሉ ኣገባብ ዝሕግዞ ሓድሽ ናይ ኮምፒዮተር...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሎሚ ኣብ ሰዓታት 11፡30 ቅ.ቐ.፡ ብሰንኪ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘጋጠመ ብልሽት፡ ኣብ ስቶክሆሎም ዝርከብ ሰሜናዊ መራኸቢ ምሉእ...
ኩነታት ናይተን ኣብ ምስናዕን ህንጻን ዝነጥፋ ኢንዱስትርያዊ ኩባንያታት ሽወደን፡ ቅልውላው ኮሮና ካብ ዝጅምር፡ ንፈለማ እዋን ምምሕያሽ የርኢ...
ኣብ ሽወደን ብሰንኪ ዝሰርሕዎ ገበን ሃገር ገዲፎም ክወጹ ብቤት ፍርዲ ዝተወሰነሎም 600 ገበነኛታት፡ ገና ካብ ሃገር ከምዘይወጹ፡...
ኣብ ሎቨን፡ ከባቢ ሊድሾፒን ቬስተርዮትላንድ፡ ትርከብ ፋብሪካ ሞኤልቨን ሊስት፡ ሰለስተ ካብ ስራሕተኛታታ ብኮሮና ቫይረስ ከምተለኽፉ ምስ ፈለጠት...
ኣብ ወርሒ ሓምለ፡ 18 ሰባት ብሓደጋታት ትራፊክ ከምዝሞቱ መባእታዊ ሓበሬታ ትካል መጓዓዝያ ሽወደን ሓቢሩ። ሓደጋታት ትራፊክ፡ ንኽልተ...
ካብ ሱንድስቫል ናብ ኦምዮ ተመዲቦም ዝነበሩ ናይ ባቡር ጉዕዞታት ብሰንኪ ብልሽት ላዕለዋይ መስመር ባቡር፡ ከምተሰናኸለ TT ሓቢሩ።...
ላዕለዋይ ሓላፊ ፖሊስ ክፍሊ ምክትታል ዶባት ዝኾነ ፓትሪክ ኢንግስትሩም ሎሚ መዓልቲ ምስ ረድዮ ሽወደን ኣብ ዝገበሮ ቃለ...
ብዝሒ ናይቶም ብዛዕባ ምኹስኳስን ምሕራስን፡ ንኽመሃሩ ዝደልዩ ሰባት ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ክወዳደር እንከሎ፡ ከም ዝወሰኸ ተሓቢሩ።...
ሓድሽ መጽናዕቲ ከም ዝሕብሮ፡ ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና ዝውሰድ ስጉምቲ ምዕጻው መዋእለ ህጻናት፡ ኣገዳስነት ከምዘይብሉ ገሊጹ። እዚ...