ካብ ሎሚ ዕለት 21/09/2020 ጀሚሩ፡ ናብ ፊንላንድን ስሎቨክያን ተኸልኪሉ ዝጸንሐ መገሻ፡ ፍቑድ ምዃኑ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን...
ሕግን ሕብረተሰብን
ነፍሲ ወከፍ ክሰርሕ ዝኽእል ሰብ፡ ክሰርሕ ይግበኦ። እቶም ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና ካብ ስረሖም ዝተባረሩን ዛጊት ስራሕ...
ሓደገኛ ጎሓፍ ናይ ባተሪታት፡ ካብ ሽወደን ናብ ፖላንድን ቡልጋርያን ብዘይ ሕጋዊ ኣገባብ ከምተላእከ ብሬድዮ ሽወደን ዝተኻየዱ መርመራታት...
ትማሊ ምሸት፡ ኣብ ወደብ ኖርሾፒንግ፡ ብሰንኪ ተኣኪቡ ዝነበረ ጽራብ ዕንጨይቲ (ሪሺ)፡ ሓደጋ ባርዕ ከምተኽሰተን፡ ኣሃዱታት መጥፋእቲ ሓዊ...
ጸረ ኮሮና ቫይረስ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ተባሂሎም ዝንገረሎም ካብ ኣትክልቲ ዝስርሑ ኣፍሪቃውያን መድሃኒታት (Herbal Medicine)፡ ናብ ላባራቶሪ...
ኣብ መዓልቲ ክንደይ ዝኣክል ማይ ክንሰቲ ኣሎና? ካብ 2 ክሳብ 3 ሊትሮ ዝኣክል ማይ ክንሰቲ ከም ዝግባኣና...
ሽወደናውያን ተመራመርቲ፡ ንፈለማ ግዜ መርመራ ስርዓተ ምክልካል፡ ሕሙማት ኮሮና፡ ምስ ኣካየዱ፡ ሓደ ፍሉይ ዝኾነ ሕማም ረኺቦም። እቲ...
ኣደ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ኣብ መበል 90 ዓመታ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምተፈልየት TT ሓቢሩ። ወላዲተይ፡...
ኣብ ኤውሮፓ፡ ኣሰካፊ ዝኾነ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ይረአ ምህላዉ ወኪል ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ኣብ ኤውሮፓ፡ ሃንስ ክሎዊ፡ ምስ...
ትማሊ ሓሙስ ሰዓት 7፡20 ናይ ምሸት ፡ ካብ ስቬዳላ (Svedala) ወጻኢ፡ ኣብ ዝርከብ መንገዲ ቁጽሪ 832፡ ሂወት...