ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ሓላፋይ እዩ፡ ትዕግስቲ ጥራይ ይሃሉኻ፡ ዚብል ሰብ ብዙሕ እዩ። ኣብዚ ምኽርዚ ክልተ ሕቶታት ኪለዓሉ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ፖሊስ ምስ ካልኦት መንግስታውያን ትካላት ብምትሕብባር፡ ኣብ ልዕሊ 100 ኣብ ስካራቦሪ ዝርከባ ኩባንያታት ኣንጻር ዝካየዱ ናይ ምትላል...
ሚኒስተር ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ሽወደን፡ ማቲልዳ ኢርንክራንስ፡ ነቲ ኣብ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ኣበርክቶ ከምዝነበሮ ዝንገረሉ፡ ብተማሃሮ ላዕለዋይ...
ሓላፊ ኣሃዱ ጥዕና ምምሕዳር ኡፕሳላ፡ ነቲ ንምቁጽጻር ለበዳ ኮሮና ተባሂሉ ብበዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ዝተመሓላለፈ፡ ምጽናዕ ከባብያዊ...
ቀይድታት ህዝባዊ ምትእኽኻብ፡ ከፍኩሶ ምዃኑ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ሓቢሩ እኳ እንተነበረ፡ ብሰንኪ ዳግማይ ዝረአ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡...
ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና፡ ብዙሓት ኣባላት ሆስፒታል ኖርታልያ፡ ናይ ሕማም ዕረፍቲ ብምውሳዶምን ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ኣብ መንጎ ኣባላትን...
ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጉዳያት ሃገራት ኣውሮፓዊ ሕብረት፡ ነቲ ብሽወደናዊት ኮሚሽነር ዑቕባን ውሽጣዊ ጉዳያትን፡ ኤልቫ ዮሃንሶን ዝቐረበ እማመ ኢሚግሬሽን...
ጸጋማይ ሰልፊ፡ መጸበይ መዓልቲ ሕሙማት ፈጺሙ ክግደፍ ጻውዒት ኣቕሪቡ’ሎ። ኣብ ሕክምና ስኒ ተወሳኺ ሓገዝ ክግበርን ናይ ተሓከምቲ...
ሰልፊ ክርስትያን ዲሞክራትና (KD)፡ ኣብ ሽወደን ዝዋሃብ ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ፡ ንኽቛረጽ ከም ዝጸውዐ ጸብጻባት ሬድዮ ሽወደን ሓቢሮም።...
ብሰንኪ ቅልውላው ለበዳ ኮሮና፡ ካብ ስራሖም ዝተሰናበቱ ሰባት፡ ሞያ ስርሖም ንኽቕይሩ ድልየት ከምዘለዎም ሓድሽ መጽናዕታዊ ጸብጻብ ሓቢሩ።...