ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ እንዳ መናበይ ኣረጋውይን፡ ምውሳኹ ተፈሊጡ። እዚ ተኸሲቱ ዘሎ ተርእዮ፡ ኣብ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ እዋን ቅልውላው ለበዳ ኮሮና፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ንኣተሓሕዛ ጉዳይ ለበዳ ኮሮና ብዝምልከት፡ ስትራተጂ ንምሕንጻጽ፡ ምስ ኩሎም ፖለቲካውያን...
ኣብ ድሮትኒንጋታን (Drottninggatan) ስቶክሆሎም ዝርከብ ቤት መሸጣ ክዳውንቲ H & M፡ ካብ ሎሚ ዕለት 13/10/2020 ጀሚሩ፡ ዝኣረጉ...
ኣብ ዮኒቨርስቲ ኦምዮ፡ ዓሰርተ ሓደ ተማሃሮ፡ ብቫይረስ ኮሮና ከምተለኽፉ ተረጋጊጹ። በዓል መዚ ጥዕና’ቲ ከባቢን ምምሕዳር’ቲ ዩኒቨርስቲን ብሓባር...
ብዓርቢ ዕለት 9/10/2020 ሓንቲ ናይ ውልቂ ነፋሪት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ሙዩኒክ ዓሊባ። ኣብቲ መዓርፎ ነፈርቲ ብዙሓትን ካብ...
መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ ሽወደን፡ 9% በጺሑ ከምዘሎን ብዝሒ ናይቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ፡ ክሳብ 456 ሽሕ ሰባት...
ሓደ መንነቱ ዘይተፈልጠ ተጠቃሚ ኢንስተግራም፡ ኣንጻር ሓንቲ ኣብ ከተማ ዮተቦሪ እትርከብ ኢንተርናሽናል ቤት ትምህርቲ (ISGR)፡ ናይ ቅትለት...
ኣብ ኤውሮፓዊ እማመ ስደት ተጠቒሱ ከምዘሎ፡ ንሕቶ ዑቕበኦም ዝተነጽገ ስደተኛታት፡ ብቕልጡፍ ናብ ሃገሮም ምምላስ ዝብል ነጥቢ፡ ንኽትግበር፡...
እዚ ሓድሽ ኣገልግሎት፡ ነቶም ስም ኣርቲስት ወይ ስም ደርፊ ዘይፈልጡ ሰባት፡ ብገለ ካብ ትሕዝቶ ግጥማ ጽሒፎም ነታ...
ኣብ ተሌቪዥን ሽወደን ከም ተንታኒት ፖለቲካ ኮይና እትሰርሕ ኤልሳቤጥ ማርሙቸን፡ ኣቦ መንበር ዓቃባዊ ሰልፊ ኡልፍ ክሪስቸንስ፡ ቀዳማይ...