በዓል መዚ ጥዕና ሽወደን፡ ብጉዳይ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮን ብዝምልከት፡ ምስ ሓካይም ምክልኻል ለበዳ ድሕሪ ዝገበሮ ርክብ፡ ኣብ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣገልግሎት ፖስታን መራኸቢታትን ሽወደን፡ ንመርበብ 5G ሽወደን ተባሂሉ ናይ ቻይናውያን ኩባንያታት፡ ሁዋዊን (Huawei) ዚቲኢን (ZTE) ፍርያት፡ ኣብ...
ማሕበረሰብ ሽወደን፡ ካብቶም ካብ ሰብኣውያን ማሕበራት ከም ዝተላእኩ ተመሲሎም፡ ናብ ገዛውቲ እናዞሩ፡ ዕምባባታት ዝሸጡ ሰረቕቲ ክጥንቀቁ ከምዝግባእ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ንምምሕዳራትን ካልኦት ፖለቲካውያን ኣካላትን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ ዝሕግዙ ኣገባባት ንኸተኣታትዉ ዘኽእል ተወሳኺ ስልጣን ዝህብ...
ኣብ ደቡብ ሽወደን ፡ ምምሕዳር ስኮነ፡ ግዳያት ሕማም ኮቪድ-19፡ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናወሰኹ ይኸዱ ምህላዎም ጸብጻባት...
ኣስታት 40% ካብቶም ሓደስቲ ናብ ሽወደን ዝመጹ መንእሰያት፡ ብሕማቕ ተዘክሮታት፡ ዋሕዲ ድቃስን ናይ ኣትክሮ ጸገማትን ከምዝሳቐዩ፡ ኣብ...
ብሰንኪ ኣብዚ ዓመት ዝፍጸን ዘሎ መስርሕ ትኬት ከየቑረጽካ ኣገልግሎት ምርካብ (ምትላል)፡ በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ ስቶክሆልም፡...
ኣብ መንጎ ማሕበራት ሰራሕተኛታትን ወሃብቲ ስራሕ ሽወደንን ንመሰላትን ዉሕስነትን ሰራሕተኛታት ብዝምልከት ዝግበር ዘሎ ርሱን ክትዕን ዘተን ተቛሪጹ...
ትማሊ ሓሙስ ምሸት፡ ፖሊስ፡ ኣብ ሓደ ኣብ ሄስትሆገን (Hästhagen) ዝርከብ መንበሪ ገዛ፡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣጽዋር ረኺቡ ክብል...