ሕግን ሕብረተሰብን
በዓልመዚ ምቁጽጻር ለበዳ ኣውሮፓዊ ሕብረት፡ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ኣውሮፓ፡ ብኻልኣይ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ትጥቃዕ ምህላዋ ብምምልካት፡ ነገራት...
መጠን መልከፍቲ ኮሮና ኣብ ምምሕዳር ስቶክሆሎም ብልዑል ናህሪ ይውስኽ ምህላዉ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ስቶክሆሎም ሓቢሩ ክብል...
ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ ካብ ዝቕጽል ሰሙን ጀሚሩ፡ መንግስቲ ኖርወይ፡ ሓደስቲ ቀይድታት ክእውጅ ምዃኑ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኖርወይ፡...
ዋላ’ኳ ቫይረስ ኮሮና ዘስዓቦ ቅልውላው እንተሃለወ፡ ዓርሞሾሽ ኩባንያ ስካንያ፡ ንጠለባት ዓማዊል ንምምላእ፡ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰራሕተኛታት ክቖጽር መደብ...
ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት፡ በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ ዝወሓደ ቁጽሪ ሓተቲ ዑቕባ ከመዝግብ ትጽቢት ይግበር። እዚ ቁጽሪ፡...
መምህራን፡ ብዛዕባ ዲሞክራስን ሓሳብካ ናይ ምግላጽ ናጽነትን (Yttrandefrihet) ዝኣመሰሉ ኣርእስታት ኣብ ዝምህርሉ እዋናት፡ ውሕስነት ንኽስመዖም፡ ካብ መንግስትን...
በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ኖርወይ፡ ናብ መላእ ከባቢታት ሽወደን ዝግበር መገሻታት ክቋረጽ ከምዝግባእ ምኽርታቱ ኣመሓላሊፉ። ዝሓለፈ እዋን፡...