ንመርመራታት ኮሮና ተባሂሉ ዝግበር ወጻኢታት ንምሽፋን፡ መንግስቲ፡ ናይ 3 ቢልዮን ክሮን ተወሳኺ ገንዘብ ክድጉም ምዃኑ ተመባጺዑ ክብሉ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሚኒስተር ዕዮ ሽወደን፡ ኢቫ ኖርድማርክ፡ ሎሚ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ መንግስቲ ንሕጊ ዕዮ ንምቕያር ይሰርሕ ምህላዉ ገሊጻ።...
ኣብ ምምሕዳር ኦስተርጎትላንድ፡ መጠን መልከፍቲ ኮሮና እናዛይደ ይመጽእ ስለዘሎ፡ እታ ምምሕዳር፡ መምርሒታት ከባብያዊ ቀይድታት ኮሮና ንኸተመሓላልፍ ምእንቲ፡...
ትማሊ ምሸት ካብ ዝተካየዱ ጸወታታት ቻምፕዮንስ ሊግ፡ ብዙሕ ትጽቢት ዝተዋህቦ ጸወታ ኣብ መንጎ ጁቬንቱስ ምስ ባርሴሎና ዝተኻየደ...
ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ንምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምክትታል፡ ቅልጡፍን ኣጠቓላልን መስርሕ መርመራታት ንኸካይዳ፡ ኮሚሽነር ኮምሽን ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ኦርሶላ...
ዓሞሾሽ ኩባንያ ኣማዞን፡ ኣማዞን ኤስ አ (Amazon.se) ዝተባህለ ሓድሽ ኤሌክትሮኒካዊ ናይ ሸመታ (handla) ኣገልግሎት፡ ካብ ሎሚ ረቡዕ...
ብምኽንያት ምውሳኽ ለበዳ ኮሮና፡ በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ኣብ ኣውራጃ ስኮናን ኣፕሳላን ጥብቕ ዝበለ መምርሒታት ምውጽኡ ተገሊጹ።...
ብመሰረት ውሳኔ ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ሽወደን፡ ንውሱናት ዓይነት ሓሳኹ፡ ከም ዓይነታት መግቢ፡ ንኽሽየጡ ከተፍቅድ ምዃና እኳ እንተሓበረት፡ እቶም...
በዓል መዚ ቤት ማእሰርቲ ሽወደን፡ ኣብ ከተማ ካልማር፡ ሓድሽ ህንጻ ቤት ማእሰርቲ ክሰርሕ መደብ ጌሩ ከምዘሎ ሚኒስተር...