አርእስተ ዜና 1. ብሓድሽ ሕጊ ለበዳ ሽወደን፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ዝለዓለ ስልጣን ረኺቡ። 2. ኣብ ሽወደንን...
ሕግን ሕብረተሰብን
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቴፋን ሉፊን ኣብ 20 ታሕሳስ ኣብ ጋለሪያ ዕዳጋታት ተራእዩ ምንባሩ ተፈሊጡ። እዚ ዝኸውን ዘሎ...
ኣብ ከባቢ ሰሜናዊ ምዕራብ ስቶክሆም ትርከብ ተንስታ ሎሚ ኣብ ከባቢ ፍርቂ ለይቲ ብመንነቶም ዘይተፈልጡ ሰባት ዝተከፍተ ቶክሲ ሓደ...
ኣብያተ ክርስትያን ሽወደን ንግዳያት ለበዳ ኮሮና ዝዝክር ምድዋል ክግበራ ምዃነን ተገሊጹ። ኣብ ዱሮ ሓድሽ ዓመት ሰዓት ሽዱሽተ...
ሰብ መዚ ጥዕና ነቶም ቋንቋ ሽወደን ዘይመልኩ ሰብት ሓበሬታ ክታበት ጸረ ኮሮና ንምብጻሕ ፍልይ ዝበለ ጻዕሪታት የካይዱ...
ካብዚ ዝቅጽላ ክለተ ሰሙናት ንለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ መንግስቲ ትርር ዝበለ ሓድሽ ሕጊ ከተግብር ሙኻኑ ይሕብር። በዚ...
ህዝባዊ መጎዓዓዝያ ከተማ ስቶክሆልም ማለት ኩባንያ SL ኣብ ስቶክሆልምን ከባብን ዝንቀስቀሳ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝህባ ባቡራት፣ ጀላቡን ኣውቶብሳትን...
ኣብ ድሮ በዓል ልደት ብኢኪላታት ጥዕና ኢንግሊዝ ሓድሽ ባህሪ ማለት ብ 70 ሚእታዊ ዝልዓለ ናይ ምልባዕ ተኽእሎ...
ትማሊ ኣብ መላእ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ ክታበት ኮረና ቫይረስ ብወግዒ ዝጀመረ ኮይኑ። ሽወደን እውን ከም ኣካል እቲ...
ኣብ ፍሎሪዳ (ሕ/መ/ኣ)ኣብ ዝርከብ ቤት መግቢ 29 ዶላር ዝዋግኡ መግቢ ድሕሪ ምምጋብ 2020 ዶላት ቲፕ ገዲፉ ከም...