ኣብ ምብራቕ ኮንጎ-ኪንሻሳ ኣብ እትርከብ ኣቤምቢ እትበሃል ቁሸት፡ ብጉጅለ ADF ከምዝተፈጸመ ዝንገረሉ ደማዊ ህልቂት ከምዝወረዳ ጸብጻባት መንግስቲ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሩስያ፡ ብመንገዲ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያታ ኣቢላ፡ ካብ ውዕል “ክፉት ሰማያት” ከምዝወጸት ሓቢራ። ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ኣብ ዝሓለፈ...
ኣብ ወርሒ የካቲት ናይ ዓመተ 2020፡ ክልተ ዜጋታት ሆላንድ ዝኾኑ ሰባት፡ ኣብ ውሽጢ ኮንቴነር ተጻዒኑ፡ ካብ ኮሎምቢያ...
ንዓበይትን ልዕሊ 80 ዓመት ዝዕድሚኦም ሕሙማትን፡ ዝወሃብ ክታበት ኮቪድ-19፡ ብቡዙሕ ሓደጋታት ዝተሓጽረ ክኸውን ከምዝኽእል በዓል መዚ ጥዕና...
ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመተ 2020፡ ዩትዩብ፡ ብሚልዮናት ቪድዮታት ዝፍነወሉ ማዕከን ከም ሙዃኑ መጠን መግሓጢ ሚልዮናት ዶላራትን መሀብተሚ ብዙሓትን...
ኣሜሪካዊ ኩባንያ ፋይዘር፡ እቲ ንኤውሮፓ ከግዕዞ ተባሂሉ መዲብዎ ዝነበረ መጠን ጸረ-ኮሮና ክታበት ብምጉዳል ኣቶኩርኡ ናብ ብዝሒ መጠን...
መንግስቲ ሽወደን፡ ኣሉታዊ ጽልዋታት ጸረ ኮሮና ክታበት ንምጽናዕን ምምርማርን፡ 100 ሚልዮን ክሮነር ሰሊዑ ከምዘሎ ሓቢሩ። መንግስቲ ሽወደን፡...
ኣብ ኖርወይ ዝርከብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ክእለዩ ዝጸንሑ 13 ሽማግለታት፡ ጸረ ኮሮና ክታበት ድሕሪ ምውገኦም ከምዝሞቱ ንመርበብ...