ሃገረ ኬንያ፡ ብልቓሕ ቻይና ዝሃነጸቶ መንገዲ ባቡር ንምኽፋል ስለ እተጸገመት ወደባ ኣሕሊፋ ንቻይና ክትህብ እያ ዝብል ጸብጻብ...
ሕግን ሕብረተሰብን
እስላማውያን ዕጡቓት ኣብ ሰሜናዊ ኣውራጃ ካብክ ዴላጋዶ ክሳብ 11 ዝዕድሜኦም ህጻናት ከይተረፈ ይስይፍ ምህላዎም ህጻናት ኣድሕን ዝተባህለ...
ገዚፍ ፖለቲካዊ ጽልዋ ከም ዘለዋ እትፍለጥ ሓፍቲ መራሒ ሰሜን ኮርያ፡ ኪም ጆንግ ኡን፡ ኣሜሪካ ሕማቕ ጨናኺ ኣክብልና...
ፕረዚደንት ሃገረ ታንዛንያ፡ ጆን ማጉፉሊ፡ ናይ መጨረሽታ እዋን ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ዝተራእየሉ እዋን፡ ቅድሚ 17 መዓልታት እዩ።...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፡ ዓብደላ ሓምዶክ፡ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ደብዳቤ...
ሃገረ ሽወደን፡ ብፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት ምኽታብ፡ ንግዚኡ ከምዘቋረጸቶ ድሕሪ ምሕባር፡ እዚ ናይ ምቁራጽ መስርሕ፡...
ኣብ ካልኣይ ርብዒ ናይ ዓመተ 2021፡ ሽወደን፡ ፍርያት ኩባንያ ፋይዘር ዝኾነ፡ 250 ሽሕ ብልቃጥ ክታበት፡ ካብ ኤውሮፓዊ...
ጀርመናዊ ኩባንያ ቮልክስዋገን፡ ክሳብ ዓመተ 2030፡ ኣብ መላእ ኤውሮፓ ሽዱሽተ ሓደስቲ ፋብሪካታት መፍሪ ባተሪ ክኸፍት ምዃኑ ሓቢሩ።...
ክርስቲያኖ ሮናልዶ፡ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ጆቬንቱስ ምስ ካልያሪ፡ ብዘመዝገበን ሰለስተ ሸቶታት (ሃትሪክ) ተሓጊዙ፡ ነቲ ብንጉስ ኲዕሶ...