መንግስትን ሰልፊ ደሞክራትናን ኣብ ሽወደን ሓድሽ ኒዩክለራዊ ሓይሊ ንምህናጽ ኣብ ዝሕግዝ መርሓ ውጥን ተሰማሚዖም። እንተወሓደ ምስ ክልተ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ፈሳሲ ጎሓፍ ብዝተገብረ መርመራ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ሽወደን ልዑል መጠን ኮቪድ-19 ከምዝተረኽበ ን ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲ ሕርሻ...
ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ዝቐርበሎም ሓያሎ ጸብጻባት ተኽእሎ ገበን ኣመልኪቶም ዝኾነ ዝኾነ ስጉምቲ ይወስዱ ዘይምህላኦም ቅረታ ቀሪቡ። ኣብ ሓጋይ...
ብዙሓት ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን፡ ማሕበረ-ቁጠባዊ ኲነታቶም ትሕት ኣብ ዝበላ ከባቢታት ዝርከቡ መንእሰያት ናብ ገበን ከይስሓቡ ዝገብርኦ ጻዕሪ...
ኲናት ሓማስን እስራኤልን ካብ ዝጅምር ንደሓር፡ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ጸረ-ሴማውያን ተግባራት ከምዝተፈጸመ ጸብጻባት ከምዝበጽሐን ብርክት ዝበላ ምምሕዳራት...
ፍርዶም ንምፍጻም ኣብ ዝቐርቡሉ ዘለዉ እዋን፡ ዝያዳ እሱራት ኣብ “ገዛውቲ ፈረቓ” ሃፍወይ ሃውዝስ ክነብሩ ዕድመ ይግበረሎም ኣሎ።...
ኣመሓደርቲ ሰልፍታት እንተላይ ሰልፊ ዲሞክራትና፥ ፍቓድ መንበሪ ንምስራዝ ዝያዳ ተኽእሎታት ክህሉ ጸዊዐን። እዘን ውድባት ነዚ ጠለብ ዘቕርባ...
ኣቦ ኣንጀሊና ጆሊ ጆን ቮይት፡ ጓሉ ኣብ ኲናት እስራኤልን ሓማስን ዝሃበቶ ርእይቶ “ሓሶት” ምዃኑ ብምንቃፍ ከሲሱዋ። እታ...
ኩባንያ ባቡር ፊንላንድ ቪኣር ምስ ዝሓለፈ ዓመት ብምንጽጸር ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ርሑቕ ጉዕዞታት ናይ 8% ሓያል...
ንነዊሕ እዋን ፍልይቲ ልእኽቲ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ኮይና ዘገልገለት ከምኡ’ውን ህብብቲ ተዋሳኢት ሆሊዉድን ነጣፊት...