ወጻእተኛታት መዓልታዊ ህይወቶም ዝቐለለ መታን ክኸውን ብምባል መንግስቲ ኖርወይ መሰል መለለዪ ወረቐት ኖርወይ ክዕድል ምዃኑ ኣፍሊጡ። “ምቕማጦም...
ሓበሬታ
ብሰንኪቲ ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክሬይንን ዝግበር ዘሎ ኲናት መቚሰልቲ ንዘጋጥሞም ወተሃደራትን ሲቪላውያንን ንምሕጋዝ ብዝብል ዩክሬይን ዝርዝር ዘድልያ...
መንግስቲ ሽወደን ካብ ወርሒ ሚያዝያ ንደሓር ን ሕማም ኮቪድ-19 ካብ ዝርዝር ማሕበራዊ ሓደጋ ዘስዕቡ ሕማማት ክኣልዮ ውጥን...
ኣብ ሩስያ ዝዓያ ዝነበራ ኲባንያታት ሽወደን ድሕሪ ዝወረደን ነቐፌታ ብግዜያውነትን ንሓዋሩን ስርሐን ክዓጽዋ ከም ዝወሰና ይግለጽ ኣሎ።...
ኣርባዕተ ነፈርቲ ውግእ ሩስያ ን ሉኣላዊ ክሊ ኣየር ሽወደን ብምጥሓስ ጥቓ ደሴት ጎትላንድ ክበራ ከም እተራእያ ሓይሊ...
ኣባል መንግስታት ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ካብ ዩክሬይን ንዝሃድሙ ዘለዉ ስደተኛታት ግዜያዊ ሓለዋን ፍቓድ መንበሪን ክህባ ከም ኣተሰማምዓ ኣጃንስ...
ኣብዚ ዓመት ካልኣይ ዝዓበየ ምርቋሕ ተሸለምቲ ኖቢል ከም እተኻየደ ተገሊጹ። ኣብዚ ዓመት 343 ሰባት ነዚ ሽልማይ ተረቑሖም...
ኣብ ኖርወይ ትማል ረቡዕ 598 ሓደስቲ ሕሙማት ኮሮና ናብ ሆስፒታል ምእታዎምን እዚ ድማ ድሕሪ ምኽሳት እዚ ለበዳ...
ኣብ ሃልዳለንን መልሃስን ክልተ ሕርሻታት ካናቢስ ዝተባህለ ዕጸ ፋርስ ከም እተረኽበን ፖሊሲ ትሩረላግ 11 ሰባት ምስሲ ገበን...
ሰሙን ኣብ ዘይመልእ ግዜ ስግኣታት ሃገራዊ ጸጥታ ሽወደን ምዝያዱ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ሽወደን ሚካኤል ቢደን ምስ ኣገልግሎት...