ኣዝያ ህብብቲ ብራዚላዊት ድምጻዊት፡ ማሪልያ መንዶንካ፡ ኣብ መበል 26 ዕድሜኣ ብ ሓደጋ ነፋሪት፡ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለየት፡...
ሓበሬታ
ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ምዃኑ ዝንገረሉ ዓስከሬን ትራይሴራቶፕስ፡ ኣብ ከተማ ፓሪስ፡ ብ1.5 ሚልዮን ዩሮ (15 ሚልዮን ክሩነር) ንዕዳጋ...
ብመሰረት ባይቶ ሃገረ ላትቪያ ዘጽደቖ ሓድሽ ሕጊ፡ ካብ ዕለት 15 ሕዳር ጀሚረን፡ ኣብታ ሃገር ዝርከባ ኩባንያታት፡ ንዘይተኸትቡ...
ፈላስፋታት ብግብሪ ኣብ ቅድመ ግንባር ምምካት ለበዳ ኮሮና ተሰሊፎም ከይረኣዩና ይኽእሉ እዮም፥ ይዂን’ምበር ዝጻወትዎ ኣገዳሲ ተራ ኣለዎም።...
ህቡብ ተዋሳኣይ ፊልም ሆሊዉድ፡ ጆርጅ ክሉኒ፡ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን፡ ስእልታት ናይ ደቁ፡ ካብ ምልጣፍ ክቚጠቡ ተማሕጺኑ። ብፍላይ...
ህቡብ ተላሃያይን ጋዜጠኛ ተሌቪዥንን፡ ሊዮኔል ብሌር፡ ኣብ መበል 92 ዕድሜኡ ዓሪፉ ክብል ኣካየዲ ስርሑ ሓቢሩ። ን80 ዓመታት...
ሲቲን ቡል ኣብ መበል 19 ክፍለዘመን ን ደቀባት ኣመሪካውያን (ሬድ ኢንድያንስ) ዝመርሐ ሃምበል ተዋጋኣይ እዩ። ተመራመርቲ ነቲ...
ካብ ዕለት 18 ታሕሳስ 2020፡ ኣብ ጀርመን፡ ለበዳ ኮቪድ-19 ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ፡ ዝለዓለ መጠን ምስፍሕፋሕ ለበዳ ዝተመዝገበሉ...
ገሊኦም ማዕከን ዘርኢ (gene) ንምድኻም ሳንቡእን ብኮቪድ ዝስዕብ ሞትን ተነቀፍቲ ምዃኖም ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲ ኦክስፎርድ ኣፍሊጦም። 60% ካብ...
ሃገረ ዴኒማርክ፡ ነቶም ዘልዓለቶም መምርሒታት ኮቪድ-19 ከም እንደገና ከተተኣታትዎም ከም ዝግባእ፡ ኣማኻሪ በዓል መዚ ጥዕና እታ ሃገር...